Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ከምዘካየደ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ክልል ሱማሌ ጣቢያ መረፃ ሽንሌ  ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ሕጉስ ከምዝኾኑ ብምግላፅ መረፃ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዙር እዋን መረፃ 1ይ ዘበን ስራሕ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ካቢኔታትን ክሾም ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡…

ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ፡፡ ወ/ሮ ፋንታዬ ከበደ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ብምዃን ቃል ማሕላ ፈፂመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ኣስረስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

መረፃ ብሰላማዊ መገዲ ይካየድ ኣሎ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላማዊ መገዲ እናተሳለጠ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኪሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ነስሪ ዘካራያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁ፥ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ሓይሊ ፀፅታ…

ወ/ሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ እናካየደ ይርከብ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ፥ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋየ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ገይሩ እንትሸይም፤ ኣይተ ኣማረ ሰጤ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይኖም ተመሪፆም፡፡…

ምስረታ ጉባኤ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ሰለስቲኦም ኣካላት መንግስቲ ማለት እውን መውፅኢ ሕጊ፣ ተርጓሚ ሕጊን ኣፈፃሚን ክሽየሙ ኢዮም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካቢኔ መንግስቲ እቲ ክልል ንምጥያሽ፥ ርእሰ ምምሕዳር፣…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽ ኣብ ውዕሉኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ መምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ድምፂ ሂቦም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል እናተሳለጠ ዝርከብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ጣቢያ መረፃ ከተማ ደገሃቡር ተረኺቦም ኢዮም ድምፂ ሂቦም ዘለዉ። ኣይተ ሙስጠፌ ኣብ…