Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ማሕበረ ሰብ ራዲዮ ንምህናፅ ዘኽእሎ ውዕሊ ስምምዕነት 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት…

ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዩ – ዶ/ር አረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ፀገምን ጥሜትን ተሓታቲ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክኸውን እናተገበአ ናብ መንግስቲ ፌዴራል ምስባብ ዝግበር ፃዕሪ ተቐባልነት የብሉን” ክብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ዶክተር አረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ነባር ምሕዝነት…

ኣብ ክልል ሃረሪ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢት መረፃ ይግለፁ ኣለዉ። ህዝቢ ውፅኢት እናተመልከተ ከምዝርከብ ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ፌስቲቫል ኢሬቻ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥  በዓል ኢሬቻ በዓል ፍቕሪን ሰላምን ኢዩ፤ ምሕዝነት ኣብ ምጥንኻር እውን ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ኣብ ኣዲስ…

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኅኽበር ምድላው ተዛዚሙ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ናብ ስራሕ ምእታዉ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ በዓል ብሰላም ንኽኽበር ምስ ሰራዊት ምክልኻል፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት…

ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣብ ዝተኣዘዙ ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሰርሑን ካብ ዝተዋፈሩሉ ዕላማ ወፃእ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድእ ተግባር ተዋፊሮም ዝተረኸቡን ሸውዓት ዜጋታት ወፃኢ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊነት ንምዕሳል ዝተወሰነ፤ ንካኻልኦት እውን ትምህርቲ ዝህብ ከምዝኾ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር…

ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ዘብፅሑዎ ጉድኣት ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ሕጋዊ ገይርካ ምጥቃምን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ኣብ ከባቢ ተፈጥሮ ዝበፅሑ ገበናት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡሉ ብርኪን ዝድህስስን ኣንፈት መፍትሒ ዝሕብርን መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም። ዶክተር ፍትህ፥ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ኮንግረስ መረፃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባ ሓሙሽተ ኢዮም ንኡጋንዳዊ ሕፁይ 6 ብ3…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባለት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ 1- ም/ርእሰ ምምሕዳር፦ ኤላማ አቡበከር 2-  ብም/ርእሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ጉዳያት ሰናይ መምሕዳር ፦ አህመድ መሀመድ ሁሴን 3-…

ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ – ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ ክብላ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሰ ኣፍሊጠን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…