Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቅዋም ንርከብ – ፖሊስ ፌዴራል  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዝገበሮ ሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመናከምዝርከብ ገሊፁ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ ብሄራዊ ድሕንነትን ሓበሬታ፣ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፖሊስ ኦረሮሚያን ብምውዳድ ሓፈሻዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽም፥ ህዝቢ ኦሮሞ ፍቕሪ፣ ሕውነትን ዕርቂን ብዘሃንፁ ባህላዊ ክብሪታት ዝማዕበለ ህዝቢ ከምዝኾነ ኣብሪሆመ፡፡…

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብፅሕፈት ቤተን ኣቢለን ብምኅንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዝኸውን 650 ሺሕ ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት፥ መንግስቲ ካብ ዝገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ብተወሳኺ ብውልቀን ሓገዝ…

ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣዋሽ ቢሾላ ን2ይ ዙር ዝስልጠኑ ምልምል መናእሰይ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣዋሽ ቢሾላ ን2ይ ዙር ንምስልጣን ዝኸተቱ ምልምል መናእሰይ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ፥ ላዕለዋይ መተሓባበሪ ወታደራዊ መሰልጠንቲ ኣዋሽ ቢሾላን ቡልቡላን ናይ ክብሪ ጋሻ ሌተናል ጀነራል ዲሪባ መኮንን…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳቤ ሹመት ተቐቢለን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሃገራት ታይላንድ ፣ ኒውዝላንድ፣ ዴንማርክ፣ ጅቡቲ፣ አውስትራሊያ፣ ሕብረት ኣውሮፓ ህብረትን ግብፂን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ ደሴ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ገይሮም። ሕረተሰብ ብምትሕብባር ሓገዝ ሒዞም ኣብ ከተማ ደሴ ዝተረኸቡ መስጊድ ባዩሽ፣ ነጃሽ…

በዓል ኢሬቻ ንምኽባር ካብ ዞባ ሃላባ ተውፃእፂኦም ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣቀባብላ ተገይሩ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 21፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢሬቻን ለማክበር ከደቡብ ክልል ሀላባ ዞን የተወጣጡ የማህበረሰብ ክፍሎች ምዕራብ አርሲ ዞን ላይ አቀባበል ተደረገላቸው።   ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ካብ ሃላባ ተበጊሶም ኣብ ወረዳ ሻላ ከተማ ኣጄ እንትበፅሑ፥ ኣመራርሓታትን ነበርቲን…

ኢትዮጵያ ወናኒት ዘደንቕ ባህላዊ ክብሪታት ኢያ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወናኒት ዘደንቕ ባህላዊ ክብሪታት ኢያ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ሓላፊት ቢሮ ነዚ ዝበላ ፌስቲቫል በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን…

ንዕውትነት ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ብሄራዊ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ቴሌኮም ዕዉት ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ኣካቢ እቲ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ዶክተር ኣሕመዲን መሓመድ ተዛሪቦም። ብሄራዊ ኮሚቴ መዳለዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ…

ኢትዮጵያ እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዘለዋ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፋ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም እናበፅሓ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምፅዋርን ዝሓዘቶ ሓቂ ተበፃሒ ንምግባርን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ዳያስፖራታት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ሰላማዊት ዳዊት፥…