Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣  22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን። ኣይተ ንጋቱ ዳንሳ ድማ ምክትል አፈ ጉባዔ ንክኾኑ ተመሪፆም ኣለዉ። እተን ሓዳሽ ኣፈጉባኤ ካብ ነበር ኣፈጉባኤ እቲ ክልልርኽክብ…

ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን እምነ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኢሬቻ ናይ ሰላም ፣ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትንምትሕስሳብን  በዓል ኢዩ እሞ ቀፃሊ ጊዘ ንሃገርና ይቕሬታን ሓድነትን ጊዘ ንክኸውን…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን  ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ 5 ኣጀናዳታት ብምዝታይ እዞም ዝስዕቡ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ብመሰረት እዚ፥ 1/…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንሳልሳይ ግዘ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ስርዓቱ ሓሊዩ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ንምኽባር ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላላያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝመፅኡ ክፋላት…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ንመበል ሳልሳይ ግዘ እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካልኦት ዕዱማት እቲ በዓልን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ኣይተ  ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ናይ ሰላም፣ ዕርቀ ሰነያ፣ ምስጋና፣ ሓድነትንሃፍቲ ህዝብን ብምዃን ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ  ሽመልስ ኣብዲሳ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ በዓል ኢሬቻ  ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐም…

እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም- ኤምባሲ ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንኳዕ ንበዓል ኢሬቻ ኣብፀሐኩም ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ኤምባሲ ሩሲያ ንህዝቢ ኦሮሞን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ንኣምላኽ ዝቐርብ ናይ ምስጋና በዓል( ኢሬቻ ) እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢሉ። እቲ ኤምባሲ ኢሬቻ ናይ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ ሃገር ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃቦም ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ኣመልኪቱ ፈፂሞምዎ ዝበሎም ዘይሕጋዊ ተግባር ዕላዊ ገይሩ።  ኢቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምሸት ኣብዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ውሕመ ተቖፂሮም ካብ ስነ ምግባር…

ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ዝርከብ ካምቦ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ቀበሌ ኣልመሃል ፍሉይ ሽሙ መንደር ሽንኩር ዝርከብ ካምቦ ሰራዊት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ተገሊፁ። ኣብዚ ድማ 47 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ከምዝተደምሰሱ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ሰራዊት ኣመራርሓ ሻለቃ ዮሃንስ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ መርሃ ግብሪታት ምስረታ ሃገረ መንግስቲን በዓል ኢሬቻ ዘሎ ምድላው ፀፅታን ድሕንነትን ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ማእኸል…