Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ፍቕሪ ፣ ይቕሬታን ሓድነትን በዓል ዝኸነ  ኢሬቻ ኢሬቻ ብሰላማዊ ከነታት ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኩሉኹም ኢትዮጵያ ተመስግነኩም ክብሉ ቀዳማየ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። በዓለ ኢረቻ 2014 ዓ.ም በደሙቕ ኩነታት ኣኽቢርና ኢና…

ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና። እተ ኣትሌት 29:38  ብምእታዊ ኢያ እቲ ክብረ ወሰን ወኒና። ፍልፍል፡- WORLD ATHLETICS እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ  ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፥ መኽፈቲ መደረ ከስምዓ ኢየን። ከይዲ እቲ ጉባኤ…

ፅባሕ ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ፅባሕ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ብብርኪ ፌዴራል ሓዱሽ መንግስቲ ካጣየሽ ኢዩ። ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ 2 ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ፥ ብህዝቢ ዝተመረፀ ሓዱሽ ዝጣየሽ ባይቶ ወከሊቲ ህዝቢ ናይ ስራሕ ጊዜኡ ክጅምሮ…

ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ  ሙሃሙዱ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ መንግስቲ ክርከቡ ኢዮም 

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ  ሙሃሙዱ ፅባሕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበር ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝርከቡ ናይ ናይጄሪያ ጋርዲያን ፀብፃብ ርእይ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምእ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ…

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ  መንግስቲ ንምስታፍ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ስነ ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ  መንግስቲ ንምስታፍ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ። ዶክተር ወርቅነህ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንተትበፅሑ  ሚኒስትር ደኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር …

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣2014 (ኤፍ ቢሲ)  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ሚሊየናት ዝተሳተፉሉ  በዓል ሆራ ኣርሰዴ   ብሰላምን ዝተረጋገዐን መልክዑ ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ምዝዛሙ ኣፍሊጦም። ኣይተ ሽመልስ እቲ በዓል ብሰላም ምዝዛሙ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሃብዎ…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ብሰላም ተዘዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ባህላዊ ክብሩ ብምሕላው ተኸቢሩ ብሰላም ምዝዛሙ ቢረ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ዓመታዊ በዓል ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ከባቢታት ሃገርናን ዝመፁ ተዓደምቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኩነታትን ባህላዊ ክብሪ…

ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ዝግበር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፅባሕ  ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ዝግበር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ከንቲባ ወይዘሮ አለምፀሃይ ሽፈራው ኣፍሊጠን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ ኢዩ – ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሕውነት ብሄር ብሄረሰባት ዝተረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ኣካቢ ኮሚቴ ምኽባር በዓል ኢሬቻ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስንቂ ብምቕባልን እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም፣ ኣኽሪ እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ይኹን ካልኦት…