Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

አዲስ አበባ፣ መስከረም 24፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብመሰረት እዚ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጃን ሚኬል ሳማ ሉኮንዴ፣ ፕሬዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣…

ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሕመድ ንምስታፍ ብዙሓት ነበርቲ ናብ ኣደባባይ መስቀል ይጓዙ ኣለዉ፡፡ ፍልፍል፡- ፕሬስ ሴክሬታሪያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦   ቴሌግራም…

ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽነን ፌዴሪኢተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኸፈቲ መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ ዝሓለፈ ዓመት ብብዙሓት…

ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ መኽፈቲ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስት ፌዴሪኢ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…

ፕሬዝዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘርዚ እውን ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ምግልጋል ሓጋዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ንህዝበ ውሳነ ተገዛኢ ምዃን ዘመላኽት ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ ኣብ ሕከ-መንግስቲ ዓንቀፅ 8 ቁፅሪ 2 “……

ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይነን ተመሪፀን። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን። እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ…