Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያ ኣዶ ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ – ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። ኢትዮጵያ ትገብሮ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ህዝቢን መንግስቲን ኬንያ ኣብ ጎንኹም ከምዝኾነ ከረጋግፀልኩም ይፈቱ ኢሎም።…

ኩሎም ፓርቲታት ፖለቲካ ብሓባር ንኽሰርሑ የሓትት – ፕሬዚዳንት ሙሃሙድ ኡቡሃሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ሙሃሙድ ኡቡሃሪንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም። የናይጄሪያ ፕሬዚዳንት ሁሉም የፖለቲካ ፓርቲዎች ለሃገር አንድነት፣ ለእድገት እና ለሰላም በጋራ እንዲሰሩ ጠይቀዋል፡፡ ኣብ መልእኽቶም ድማ…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመርጊሌህ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመርጊሌህ ኣብዚ ፍሉይ ዝኾነ መዓልቲ ብምርካበይ ክብሪ ይስመዐኒ ኢሎም። “ስለዝኾነ ድማ ንሓወይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን እንኳ ደስ በለኩም ክብል ይደሊ” ኢሎም። ኢትዮጵያ ንሕብረት…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዝጠበቐ ምሕዝነት ዝሓበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳናውያን ኣዲኦም ከምዝኾነት ተዛሪቦም፡፡…

ኣብ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣብቲ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፥ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። “እዚ መልእኽቲ ዘመሓላልፎ ህዝቢ ዩጋንዳ ወኪለ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኢዩ” ኢሎም። ንኣፍሪካውያን…

በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣደባባይ መስቀል እንትበፅሑ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ ብምምፃእ ኣብቲ ቦታ እናተፀበየ ዝነበረ ህዝቢ ብልዑል…

ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ሽፋን መራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምምራፆም ዓለም ለኸ ሚዲያታት ሽፋን ሂቦምዎ። ኣልጀዚራ፣ ቢቢሲ፣ ቲ ኣር ቲ ወርልድን ኣፍሪካ ኒውስን ኣብ ፊት ገፆም፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ክሳብ ዝቕፅሉ 5…

ስነ-ስርዓት ምጥያሽ መንግስቲን በዓል ሽመትን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምጥያሽ መንግስቲ ፌዴሪኢን በዓል ሽመትን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ተጀሚሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ኣብ በዓል ሽመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…