Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ነበርቲ ንፋስ መውጫ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል እንግዶት ምሳሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ንፋስ መውጫ ቀበሌ 2 ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል እንግዶት ምሳሕ ገይሮም። ግፍዒ ዝፈፀመሎም ወራሪ ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ዝድምሰስ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን ዘለዎም ድጋፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሰራሕተኛ መንግስቲ…

ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብ ፅባሕ ከምዝተዘዋወረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መርሃ ግብሪ ምፅቕ ሽመት ካቢኔ መንግስቲ ናብ ፅባሕ ከምዝተዘዋወረ ከምዝተዘዋወረ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ፍሉይ ወረዳ ኣሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ተሸከርካሪ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ፍሉይ ወረዳ ኣሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ተሸከርካሪ ህይወት ሸሞንተ ሰባት እንትሓልፍ 14 ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ኣካል ከምዝጋጠሞም ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ዋና ሳጅን ደመቀ ደምሴ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ “ንኢትዮጵያን መንግስታን ባርኽ፣ ሓሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት የካይዱ ኣለዉ። እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት፥ ንኢትዮጵያን ህዝባን ከምኡ እውን መራሕታ ፀሎት ንምግባር…

ፕሬዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበበ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ትሰጋገረሉ በዓል ሽመት ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ሓይሊ ግበረ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ብሰላም ንኽዛዘም ነበርቲ እታ ከተማ ንዘርአዩዎ ጭዋነት ሰናይ ዝተመልኦ ምትሕብባር ሓይሊ ግበረ ሓይሊ ፀፅታ ኣፍሊጡ ኣመስጊኑ። እቲ ግበረ ሓይሊ ከምዝሓሮ፥ ምስ ፖሊስ ፌዴራል፣ ብሄራዊ ሓበሬታን…

ባይቶ ወከልቲ ህዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ውዕሉኡ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዚ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ውዕሉኡ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ከፅድቕ ኢዩ። ፍልፍል፦ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስነ-ስርዓት በዓል ሽመቶም “ኣሳታፊን መካተቲን ምህዳር ፖለቲካ ንኽህሉ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘበናት እናተኸዘኑ ዝመፅኡ ፀገማት ኢኮኖሚ ንምስዓር ብሓድነት ምልዓል ከምዝግባእ…

ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ካብ ዘዘመምበለትሉ ቅንዕ ትብለሉ እዋን ሕዚ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ነዊሕ ዘበን ምምሕዳር ኢትዮጵያ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ናብዚ ዕለት ብምብፃሕና እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡ እቶም…

መርከብ ዝኾት ኢትዮጵያ ሃገር ናፅነትን ምዕርነትን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መደረ የስምዑ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መደረኦም፥ ግልፂን ተኣማኒን መረፃ ብምክያድ ህዝባዊ ተቐባልነት ዘለዎ መንግስቲ ንምጥያሽ ዘብቀዐና ፈጣሪ የመስግኖ ኢሎም። ኣብ ህልውና ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ…