Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረቡ ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ብርኪ ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣይተ ደመቀ መኮንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም። ብመሰረት እዚ፦ ዶክተር ብርሃኑ ነጋ (ኢዜማ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ በለጠ ሞላ (ኣብን) ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ (ኦነግ) ሚኒስትር…

ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም። ዝርዝሮም ድማ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ ሚኒስቴር ሕርሻ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን…

ኣብ ኣሰራርሓን ኣወዳድባን ትካላት ብምትኳር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ርኢቶ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሰራርሓን ኣወዳድባን ትካላት ብምትኳር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ርኢቶ ሂቦም። እቶም ኣባላት ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ዝምልከት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ድጋፍ ሞሽን የድምፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ የድምፅ ኣሎ። ዝርዝር እቲ ሞሽን ልዝብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ፈሉይ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ የኢፌዴሪ ኘሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ…

እቲ ኤጀንሲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ እቲ ሓገዝ ካብ መላእ ኣባላት ኣመራርሓታት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ንጉሆ ካብ 3፡30 ጀሚሩ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ ንጉሆ ካብ 3፡30 ጀሚሩ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ናይ ፅባሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ የኢፌዴሪ ኘሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 መሰከረም 2014 ዓ.ም ኣብ…

መረፃን ህዝበ ውሳነን ኣብ ዝተኻየደሎም ከባቢታት ውፅኢቶም ደሚሮም ዝወድኡ ክልላት መረፃ ናብ ማእኸል እናምፅኡ ከምዝኾኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ዝተኻየደ መረፃን ህዝበ ውሳነን ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን ሶሊያና ሽመልስ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብቲ ዝተኻየደ መረፃን ህዝበ ውሳነን…

ኮሚሽነር ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ኣይተ ግርማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ርኽክብ ስራሕን ምስ ኣባላት ማኔጅመንት ምፍላጥን…