Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ገዛ ውልቀሰብ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ዝተፈላለዩ ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናትን ሰነዳትን ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 7 ቀበሌ 32 ካብ…

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዎት ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ናብ ጅግጅጋ ኣቲዩ። ኣብቲ ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይ ዑመር ሑሴን፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ሰዓዳ…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀዳማዊ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ “እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ቀዳማዊ ፓትሪያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምዃን ብምሿሞም "እንኳዕ ደስ በሎም" ኢሎም። ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ምስ ካልኦት ኣቦታት ብምዃን…

ኣብ ክልተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ብምእካብ 119 ነጥቢ 8 ትልሚ ከዕውት ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ቢሮው ገቢውን የሰበሰበው ከደረጃ “ሀ”፣ “ለ” እና “ሐ” ግብር ከፋዮች እንደሆነ ገልጿል…

ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1.5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዘብፀሖ ዕንወት ካብ ከባቢ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደሴ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ንሓረስቶት ኣፍረይቲ ኣቦካዶን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብሰላም ምክያዱ ኣመስጊነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዓበይቲ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብምክያዱ ምስጋና ኣቕሪበን። ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ክብረ…

ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ፅቡቕ ዘበን ስራሕ ንኽኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፁ ኢዩ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ዝርዝር ተፀዋዕቲ ትካላት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትርን ከም ብሓዱሽ ንዝተጣየሹ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት እዚ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር፣ ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ንሚኒስቴር ክእለት ስራሕን ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓቲቶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም…