Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ትልሚ ልምዓት “ፍኖተ ምዕባለ” ዓሰርተ ዓመት ንምዕዋት ግደ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ፍጹም አሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት “ፍኖተ ምዕባለ” ዓሰርተ ዓመት ንምዕዋት ግደ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። ሚኒስቴር ፕላንን ትልሚን ኣብ ዝቕፅሉ 1 ዓመታት ኢትዮጵያ ንምዕዋት ዘንበረቶ ትልሚ…

ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፥ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ብመንፅ ትልሚ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዝተሃቀነ 424…

ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ቅርበት ዘለዎም ፍልፍላት ኣረጋጊፆም። ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥምረት ብምፍጣር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝተወሰኑ ከባቢታት…

ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ  ሚኒስትር ትምህርቲ ኮይኖም ዝተሾሙ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ዕዮ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኣምባሳደር ባርሊ ሻሮን ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምክብባርን ሓበራዊ…

ተሸምቲ መዓርግ ባዕልኹም ንተወሳኺ ግቡእን ሓላፍነትን ክትዳለዉ ይግባእ – ብ/ጄ ዶ/ር ሃይሉ እንዳሻው

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኮምፕሬሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሓይሎች ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕን ፃንሒት ግዜኦም ዝሸፈኑን ኣመራርሓታትን ኣባላትን ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣዛዚ እቲ ሆስፒታል ብርጋዴር ጄነራል ዶክተር ሃይሉ እንዳሻው፥ ተሸምቲ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን11 ክፍለ ከተማታት ዝኾኑ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሓዊሱ ዋና መተሓባበርቲ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲን ምክትል ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሽመት ሂቡ። ሹመት የተሰጣቸው ሰዎች፣ የተሾሙበት ተቋም እና ኃላፊነትም እንደሚከተለው…

ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውሕመ ሽርሒ ህወሓት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታየ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካላዊ ስነምግባር ትካሎም ብምጥሓስ ፖለቲካዊ ቅዋም ሒዞም ሽርሒ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሙን እናሓገዙን ከምዝነበሩ ኣምባሳደር ታየ ኣፅ ስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ታንዛኒያዊ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታንዛኒያዊ ደራሲ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ዓውዲ ስነፅፍ ኮይኑ። ተሸላሚ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣካዳሚ ስዊድን እንትኸውን፥ ሓበሬታታት ከምዘመላኽቱዎ ተዓዋቲ ዝገበሮ ስነ-ፅሑፍ ድማ ኣብ ክፋእ ባዕዳዊ መግዛእቲን ኣብ…

ሰሪሕና ሕቶ ህዝቢ ክንምልስ ኢና – ርሳነ ምምሕዳር ክልላት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጎራበትቲ ክልላት ምብራቕ ኩለመዳያዊ ምትእስሳር ብምጥንኻር መሰረታዊ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ትርጉም ብዘለዎ መገዲ ንምምላስ ብቖራፅነት ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሕዳር እተን ኮረባብቲ ክልላት ኣፍሊጦም። እቶም ርእሳነ ምምሕዳር፥ ኣብ…