Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብላላይነተይ ክቕፅለሉ እየ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ኢትዮጵያ ከፍርስ እየ፤ ዝብል ደርፊ ዓሻ ይደርፍ ኣሎ – ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓብላላይነተይ ክቕፅለሉ እየ፤ እንተዘይኮይኑ ግና ኢትዮጵያ ከፍርስ እየ፤ ዝብል ደርፊ ዓሻ ይደርፍ ኣሎ” ክብሉ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሀመድ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣብ…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መበል 14 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ። በዚሁ መሰረትም ገንዘብ ሚኒስቴር፣ ገቢዎች ሚኒስቴር እና የስራና ክህሎት ሚኒስቴር መስሪያ ቤቶች አክብረዋል ብመሰረት እዚ፦ ቤት ዕዮጣት ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር…

“ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ቀፅሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ…

ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣመራርሓ ብንፁህ ኢድን ብቕንዕናን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ…

ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላት ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፃንሒት ግዘኦም ዝዛዘሙን ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ኣካላት፥ ካብ በዓል ካሊእ መዓርጋት ክሳብ ልዑል ወታደራዊ ኣራርሓታት ኢዮም። ንተሸምቲ መዓርግ…

2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ብዕሊ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር “ድሕንነት ሳይበር ሓበራዊ ሓላፍነት! ንፍለጥ! ንጠንቀቕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝጅመር ኤጀንሲ መረበብ ሓበሬታ ድሕንነት ኣፍሊጡ። እስከ ጥቅምት 30 ቀን 2014 ዓ.ም ድረስም በተለያዩ ስነ-ሥርዓቶች…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መርሃ ግብሪ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ 1ይ ቤት ትምህርቲ ኣዲስ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ኣጀሚረን። ኣብቲ ቤት ትምህርቲ፥ እተን ከንቲባ ከምኡ እውን ካልኦት ኣመራርሓታት ተረኺቦም…

መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን ትካላት፣…