Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክት ትግበራ ጫማን ቦርሳን ተምሃሮ ዕላዊ ከምዝኾነሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንዝርከቡ 30 ሚሊየን ተምሃሮ ተሓሳቢ…

ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ካብ ዘረፋ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተረፈ ንብረት ንስራሕ ከምዘይኽእል ኮይኑ ዓኒዩ ኢዩ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ካብ ዝፈፀሞ ዘረፋ ብተወሳኺ ዝተረፈ ንብረት ስራሕ ከይጅምር ገይሩ ከምዘዕነዎ ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትርገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ልዑል ዕንወትን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ቀቢሩ ኢዩ – ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ቆቦ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 89 ንፁሃን ሰባት ቀቲሉ ብጅምላ ከምዝቐበረ ነበርቲ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም። ስድራ መወትቲ እውን ኣስከሬን ከየልዕሉን ሓዘን ከይቕመጡን ብምኽልካል ይቕረ ዘይበሃል ግፍዒ ከምዝፈፀመሎም…

ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክዛዘም ኢዩ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ገረገራ ክሳብ ጋሸና ዘሎ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲታት ንምዝዛም ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ቢሮ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈልቲ ኦፕሬሽን ጣቢያታትን ሪጅን ሰሜን ምዕራብ ኣፍሊጡ።…

ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 580 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዶክተር ቤተልሄም ዳኘ፥…

“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዕላምዑ ብዘዕወተ መልክዑ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒሰስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ሃዲሙ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 60 ጅምላን ተናፀልን መቓብራት ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ቤት ትምህርቲ ቀቢሩ ከምዝሃደመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝወረረ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት፥ ኣብ ደቡብ ወሎ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት…

ሚኒስቴር ሰላም “ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም "ፌዴራሊዝምን ህንፅት ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ቃል ምስ ዝተፈላለዩ መዳረግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ፡፡ መኽፈቲ እቲ መድረኽ ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኣይተ ካይዳኪ ገዛኸኝ÷ ስርዓት…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ዊዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና 453 ኣባላት ግብረ ራዕዳዉያን ሕወሓትን ሸኔን ኣብ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ምምሕዳር እቲ ዞባ ኣፍሊጡ፡፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ቦረና ኣይተ ጃርሶ ቦሩ ከምዝገለፅዎ፤ ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ…

ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወራር ኣሸባሪ ህወሓት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ፀገም ኣጋጢሙዎ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ ገሊፀን። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበራ እተን ሚኒስትር፥ ኣሸባሪ  ህወሓት ወራር ኣብ ዝፈፀመሎም ከባብታት…