Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ በቲ ምኽሪ እናተሳለጡ ዝፀንሑ ጉዳያትን ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ዝደልዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ…

ባህሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገልፅ ኩሉ ተጠቃዒ ዝኾነሉ ትካል

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብጉዳይ ኢትዮጵያ ኣሉታዊ ፅዕምቶ ንምፍጣር ቤት ምኽሪ ፀፅታ ተደጋጋሚ ኣኼባ ኣካይዱ ኢዩ። ኣብቶም ኣኼባታት ዝተፈለየ ድሌት ዘለዎም ሃገራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምውንጃል ሓጥያቱ ኣዕቢዮም እንተቕርቡ፤ ሓቂ ኢትዮጵያ…

ኣብ ክልል ትግራይ ብ44 ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ክሳብ ወረዳ ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብ44 ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ክሳብ ወረዳ ሰብኣዊ ሓገዝ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…

ሰርጌ ላቭሮቭ ንኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ንምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ሰርጌ ላብሮብ ኣብ መልእኽቶም፥ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር…

ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 44 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ሃገር ክኣትዉን ክብሉ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ 43 ሚሊየም 12 ሺሕን 9 ብር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ 2021 ከምዝተዓወተ ተገሊፁ። አየር መንገዱ እ.አ.አ የ2021 የአፍሪካ ምርጥ አየር መንገድ ሽልማትን ጨምሮ ለ4 ተከታታይ ዓመታት ነው የተቀዳጀው እቲ መገዲ ኣየር፥ ከም…

ልኡኽ ኩባኒያ ኤሌክትሪክ ሱዳን ናብ ኣደስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማኻሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቴክኒክ ኩባኒያ ኤሌክትሪክ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሞንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝህሉ ምትእስሳር ሓይሊ ምስ ሓለፍቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንምድርዳር ናብ ኣደስ ኣበባ ኣቲዩ። ብኣህመድ ኣደም…

ሃገር ለኸ ሰሙን ሕማም ዓሶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ምጥፋእ ካባይ ይጅምር ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 1 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሰሙን ሕማም ዓሶ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል፣ ሰብ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 በዓል ሰንደቕ ዕላማ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣኽቢሮም። ስለዝኾነ ድማ ኣባላት መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብ፣ ክፍለ ሰራዊት…

ዜጋታት ካብዚ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኣይግበኦምን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተጣየሸ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዲኤታታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ስልጠና ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ሓዱሽ መንግስቲ ዝተኻተቱ ሚኒስትራትን ሚኒትር ዲኤታታትን ኣብዚ…