Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ወረባቦ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ወረባቦ ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕበረተሰብ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ካብ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መውግቢ ፌዴራልን ክልልን ዝተረኸበ ሓገዝ፥ ን13 ሺሕን 552 ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን ኢዩ። ምክትል…

ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። እቲ ሓዱሽ መንግስቲ ለውጢ ዘካተተ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ብምክያድ ሓድነታን ህልውንኣን ዝሓለወት ጠንካራ ሃገር ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ዝኣተወ ቃል ብተግባር ከውዕል…

ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተኻየደ መረፃ ናፃ፣ ፍትሓዊን ዘይሻራዊን ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተኻየደ መረፃ ናፃ፣ ፍትሓዊን ዘይሻራዊን ከምዝነበረ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ተናሓናሕቲ ውድባት ክልል ሃረሪ ተገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ፥ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ዝፀኻየደ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ሕባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ፣ ኮትዲቯር ሪፐብሊክ፣ ጋቦንን…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንኣፍጋኒስታን ሓገዝ ንምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ሰብኣዊ ቅልውላው ኣፍጋኒስታን ንምፍታሕ ሓገዝ ንምግባር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ማሪዮ ድራጊ ኣበቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ንዝተውፃእፅኡን ሞያዊ ሓገዝ ንዝገብሩን ሰብ ሞያ ጥዕና ኢዩ ን7ይ ግዘ ምፍናው ገይሩ ዘሎ።…

ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥ ኣይተ ባዩ ኣቡሃይ ክብረት ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሰይሙ። ብሙሉጌታ ደሴ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ርእስ ምምሕሰዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳራት…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣብተን ክልላት ኣብ ቀረባ እዋን ተኻየደ ሓፈሳ መረጻ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። የመግለጫው ሙሉ ቃል የሚከተለው ነው። እቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ። እቲ መሳርሒ ካብ ሃገረ እስራኤል ብዝወፅኡ ሰብ ሞያ ኣቢሉ ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ን150 ዓይነ ስዉራን ስልጠና ተገይሩ ከምዝተውሃቦም…