Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ መቂ ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ መቂ  ዝርከብ ፍርያት ፓፓያ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ተረኺቦም፡፡ ኣፍረይቲ ፓፓያ ብመንግስቲ እቲ…

ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% ዝተብሃለ ፅሟቕ ጎዳኢ ዝኾነ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ፍራምረ ዝግነ “ማይኮቶክሲን” ዝተብብሃለ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም…

ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ብዕቱብ ክትጥቀም ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ንምጥቃም ብትኹረት ክትሰርሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ፕሮፌሰር ሳራ ኣንያንግ ኣግቦር ተዛሪበን። ሕብረት ኣፍሪካ እታ ኣህጉር ንዘይተጠቐመትሎም ሓሳባት ህዋ ሳይንስን ፓን…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ንምስራሕ ትኹረት ተገይሩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዲፕሎማሲ ምስ ስሩዕ ዲፕሎማሲ ብምትእስሳር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ንምስላጥ ትኹረት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀፃሊ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እናተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኣቦ መንበር…

ማእኸል ስልጠና ፋና ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ስልጠና ማሕበር ኣክሲዮን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓፀርቲ ስልጠናታት ንኽህብ ካብ ምምሕዳር ከተማ ፍቓድ ኣፍልጦ ረኺቡ። እቲ ማእኸል ስልጠና ንዘሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ስልጠናታት ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ንመሃብ ቅድመ ምድላው እናገበረ…

ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ቋንቋ ዓፋርኛ ብኻልኣይ ዲግሪ ንምምሃር ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋ ዓፋርኛ ሳይንሳዊ መፅናዕቲን ምርምርን ዝካየደሉ ንኽኸውንን ናብ ካልኣይ ዲግሪ ንምዕባይን ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ስርዓተ ትምህርቲ ክመዝተሓንፀፀ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዋና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራትን ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ሕብረት ተረኺቦም። ኣቦ መንበር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋቂ መሃማት፥ ጉባኤ ቤት ምኽሪ…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ባንግላዲሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናዝሩል ኢስላም ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር፣ ሰብ ሃፍቲ ባንግላድሽ ክሳተፍሎም ዝኽእሉ ተወሳኺ ዕድላት ኢንቨስትመንት ኣብ…