Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መንግስቲ ክልል ዓፋር ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ለዕሊ 2 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ለዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ናውቲን ድጋፍ ከምዝገበረ ተገሊፁ። እቶም ድጋፍ ዝተገበረሎም ዜጋታት፥ ኣብ ጊዚያዊ መዓስከር ዝርከቡ ኢዮም ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ጎኒ ንጎኒ መበል 39 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ትዛተ ኣላ። ክሳብ ሐዚ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ኣብ ዘኽእሉን ኣብ ኣህጉራዊ ጉዳያትን ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤኒን፣ ኣልጄሪያ፣…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ተቐባልነት ኣይብሉን-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ኣድልዎኣዊን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ…

ኣልጀሪያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘለዎ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ንምትዕርራይ ፃዕሪ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣልጄሪያ፣ ኡጋንዳ፣ ቡሩንዲን ላይቤሪያን ዘተ ከምዝገበረት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀፃሊ ኣልጀሪያ ብኣቦ መነበርነት ኣብ እትመርሖ ሊግ ዓረብ እቲ…

ቀ/ሚ ሰሜን ኮሪያ ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ ምዕራፍ ዝጀመረትሉ ሓዱሽ መንግስቲ ምምስራታ ከምኡ እውን ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ ዳግም ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ ብዙሓት ሃገራት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም እናመሓላለፋ ይርከባ። ካብ ሞንጎ…

 “ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና”-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ መንጎ መፍረይቲን ሸመትቲን ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰንሰለት ድለላ ብምብታኽ ናህሪ ናብራ ንምቕራፍ ክንሰርሕ ኢና” ክብላ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣብ…

ኢትዮጵያ 11 ሚኢታዊ ዓመታዊ በጀታ ንፅገና መሰረተ ልምዓት መገዲ ሰሊዓ ኢያ – ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤጂንግ ዝተጀመረ 2ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዘላቒ ትራንስፖርት መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ መደረአን፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ኣብ ሕርሻ ንዝተመስረተ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዓንዲ ሑቐን ቀንዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጄሪያ ራምታኔ ላማምራ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብን ቀጠናዊ ጉዳያትን ብዝምልከት ተላዚቦም። ብተወሳኺ እተን…

ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ናይ ጥፍኣት መሓዙቱን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ኪረሙ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ብሄር ምስ ብሄር ንምጉናፅ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። መንግስቲ እቲ ክልል ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘላቕነት ንምጥፋእ ዝተፈላለዩ ተግባራት…

ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ናይ ከልተ ጊዘ ናይ ግራሚ አዋርድ ሕፁይ  ጁሊያን ማርሌይን ኣዕርኹን ኣብዚ ቅኒያት መወዳእታ ኣብ ሆቴል ጊዮን ኮንሰርት ሬጌ ከምዘሰናድኡ ኣፍሊጦም። ኣብቲ…