Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። 272 መቐመጢ ዘለዎን ሎሚ ዝካየድ ዘሎን መስራቲ ጉባእኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፈ ግባኤን ምክትእ ኣፈ ጉባኤን ክሓሪ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ርእሰ…

በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) መበል 1ሺሕን 496በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ኣንዋር መስጂድ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል መደረ ዘስምዑ ናይ ኣንዋር መስጂድ ኢማም ሃጅ ጣሃ ሃሩን÷ እቲ በዓል እንትነኽብር ናይ ነብዩ መሓመድ ኣስተምህሮ ብምስዓብ ክኸውን ይግባእ ኢሎም።…

ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምተ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳያዊ ሰላምን ብልጽግናን ዝመፅእ ኩሎም ዓይነታት ፈተና ከከምመልከዖም ብምስዓር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም። ሃገርና ዘጋጠማ ፈተናታት…

ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ  ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ  ኣብ…

በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 496 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝምልከት ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ አሕመድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም ኢዮም። እቲ በዓል ፈጣሪ ንደቂ ሰባት እንታይ ሂቡና? ካብ ደቂ ሰባትስ እንታይ ይደሊ? ዝብል…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦሮና ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተፀገሙ ወገናት ልዕሊ 27 ሺሕን 900 ኩንታል እኽሊ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ከባቢ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 496 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እንኳን ለ1496 ኛው የመውሊድ በዓል በሰላም አደረሳችሁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥…

ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ኢያ – ወ/ሮ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣዲስ ኣበባ ተምሳሌት ንእሽተይ ኢትዮጵያ ክንገብራ ኢና ክብላ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንመህነፂ ማእኸል ባህሊ ብሄረሰብ ጎፋ ዝውዕል 5 ሺሕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንካዕ ኣብ ፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንመበል 1496 በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንካዕ ኣብ ፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ኣብ መልእኽቱ፥ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ሉኣላውነትን ሓድነትን ሃገርን እናርአዮ ዝርከብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእሉ ስራሕቲ ክሳለጡ ኢዮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጥንኩር ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእሉ ስራሕቲ ከምዝስርሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ኣፈ ጉባኤታት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪን ሚኒስትራትን ዘካተተ ልኡኽ ኣብ ክልል…