Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 313 ሺሕ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝተመዛበሉ ወገናት ልዕሊ 313 ሺሕ ዝኾኑ ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብ ክልል ኣምሓራ መታሓባበሪ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግብን ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ እያሱ መስፍን÷ ልዕሊ 2…

ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ህንፀቱ…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኣብ ምጥንኻር ህብረ ብሄራዊነት ክሰርሑ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤት እቲ ቤት ምኽሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኣብ ምጥንኻር ህብረ ብሄራዊነትን ምኽባር ሕገ-መንግስቲን ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣፈ ጉባኤት እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ ገሊፀን። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተመሓየሸ ኣሰራርሓን ደምቢ ስነምግባርን ኣባላት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብመርበብ ሓበሬታ ዝካየድ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣዶ መንበርነት ዝመርሐኦ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ወኪለንብኣሰናዳእነት ዱባይኣብ ዝካየድ ኣብ ቀፃሊ ጉዕዞ ትምህርቲ ዝድሃበ ዓለም ለኸ ዘተ መርበብ ሓበሬታ ፀብፃብ ኣቕሪበን። አኣብ ፀብፃበን ድማ ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ክንሰርሕ…

ቻይና ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ለጊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ክሳብ ሕዚ 5 ሚሊየን ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ከምዝለገሰት ኣፍሊጣ። ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ 5 ሚሊየን ክታበት ካብ ምልጋስ ሓሊፉ ኢትዮጵያ ብዕድጊት ክታበት ንኽትረክብ ናየ…

ማሕረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራ ናብ ሃገር ምእታው ምኽንያት ብምግባር ካብ ዝገብሮ ወሰኸ ዋጋ ክዕቀብ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓታት ክፍለ ከተማን መዳርግቲ ኣካላትን ልዝብ ኣካይዱ። ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ስዒቡ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…

ምዕራባዉያን፤ ቻይናን ሩስያን ዝገብርኦ ፅዕንቶ ደዉ ከብላ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሜር ፑቲን ዕብየት ቻይናን ሩስያን ብናይ ምዕራባዉያን ፅዕንቶ ፖለቲካ ከምዘይታዓናቐፍ ኣፍሊጦም፡፡ ፕሬዚዳንት ቭላድሜር ፑቲን÷ ቻይናን ሩስን ኣብ ምርምር ህዋ፤  ሕክምና ሳይንስን ዓዉዲ ምክልኻልን ዝላዓለ ምትሕብባር ንግዲ…

ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክልል ሃረሪ ሰላምን ፀፅታን እታ ክልል ኣጠናኺሩ ንምቕፃል እናሰረሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክልል ሃረሪ ሰላምን ፀፅታን እታ ክልል   ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ኣብ ደጀን ምስ ዝርከብ እዚ ምብራቕን ካልኦት ሓይልታት ፀፅታን ብምዃን ዝተዋደደ ስራሕ እናተሰረሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን…

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ኣፍረይቲ ዚንዱስትሪ 203 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ኣብቶም ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ካብቲ ዓውዲ 215 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ተሓሲቡ ኢዩ…