ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ኣብ ዓውዲ ጨርቃመርቂ ኢንዳስትሪ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ንተምሃሮን መምህራን ክልቲአን ኮሌጃት ምልውዋጥ ልምዲን ሽግግር ፍልጠትን ካብ ዝህቦ ረብሓ…