Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዓዲ ኣርቃይ ወረዳ ዛሬማ ከተማ ዝርከብ ዓብዪ መስጂድ ብከቢድ መሳሪያ ከምዘዕነዎ ኢዩ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን 29 ሕዳር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ መሰረት ዘንብር ኢዩ…

ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ። ሎሚ ኣብ ሞያሌ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ክታበት ዶብ ዘለል ተዛመድቲ ሕማማት እንስሳት ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።…

ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ ክብሉ ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ  ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ ገሊፆም። ዶ/ር ኣረጋዊ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር ዒላማ ዝገበርዎ ህወሓት ጥራሕ ከምዝኾነን ዒለመኦም ዝወቕዑ ከምዝኾኑን ተገሊፁ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥  ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘካየዶም ደብዳባት ኣየር…

ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዕዉት ተግባራት ንክፍፅማ ስራሕን ሰራሕተኛን ኣራኺበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ ምስ ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ቤት ዕዮ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ካብ…

ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ኣብ ክሊ ኣሰራርሓ፣ ስነ ምግባርን ደንቢን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ ተባሂሉ። አፈ ጉባዔ እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ኣዲስዓለም በዛብህ÷ ኣብ ሻድሻይ ምርጫ ተወዳዲሮም ናብቲ ቤት ምኽሪ ዝኣተዉ ኣባላት ህዝቢ መሰረት…

መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክልል፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተሳተፉ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ…

ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊን ወይዘሮ ሙና አህመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብኣንፃራዊነት ብፍጥነት ኣብ ምዕባይ…

ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ተበቲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ዘይምዃነን ዘርኣየ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…