Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ ናይ ገዛ እሱር ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ወታደራዊ ሓይሊታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ገዝኦም ብምኽባብ ናይ ገዛ እሱር ከምዝገበሩዎም ኣል ሃዳድ ዝተብሃለ ጣቢያ ቴሌቪዥን ፀብፂቡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ሃምዶክ ቅድሚ ምውሳዱ ኣማኻሪ ሚዲያ…

ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን እኳደኣስ ድልድላት መሰጋገሪ ኮይኖም ከገልግሉና ኢዮም” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ኣብ ዓለም ወሰንቲ ዝበሃሉ ፈጠራታት ዝተረኸቡ፣ ዘደንቑ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሑን ፀገም ዝፈትሑ…

ምስ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ እንገብሮ ውግእ  ድጋፍ ህዝብና ዓቕሚ ይኾነና ኢዩ-ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀጥታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ እንገብሮ ውግእ  ደጀንነት ድጋፍ ህዝብና ዓቕሚ ዝፈጥርን ዘተባብዕን ኢዩ ክብሉ ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀጥታ ገሊፆም። ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ  ወሎ ግንባር ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት ብሄራዊ ስታዲየም ሎሚ መዓልቲ ተዘዋዊሮም ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሓፈሻዊ ከይዲ ህንፀትን ዘጋጠሙ ፀጋማትን እቲ ስታዲየም ዝምልከት ብማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣማኻሪ እቲ ትካል ዶ/ር ኢንጅነር…

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ናይ ከውልተ ዳያኑ መሰል ዘይምኽስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ክልተ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መሰል ዘይምኽስ ንኅለዓል ውሳነ ምሕላፉ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝገለፆ፥ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ክልተ ላዕለዎት ዳያኑ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብገበን…

ንሕና ኣብ ዝተመቻቸወ ኩነታት እናነበርና ወገናትና ተመዛቢሎም ክንርኢ ኣይንደሊን – ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ኮቨንተሪ፣ ሰቶክ ኦን ትሬንትን ማንቸስተርን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት እናፈፀሞ ዝርከብ መጥቃዕቲ ብምኹናን ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ…

ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብር ማሕበር ቀይሕመ ስቀል ኢትዮጵያ ፀዊዑ። ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሑዎ ፅዕንቶ ብምፅዋር ዘኽእል ሓገዝ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 8 ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም 69 መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ርኽክብ ተገይሩ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ እቶም ሕድሳት ዝተገበረሎም ኣባይቲ…

ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ ኣብ ከባቢ ቦረና ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ እንስሳት ዝውዕል መኖ ሓገዝ ገይሮም። ኣብቲ ከባቢ ብምኽንያት ድርቂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ኢዩ እቲ ነበርቲ ክፍለ ከተማ ልዕሊ 4…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም እቲ ርሕቐት ብምስባር ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 52 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ተዓዋቲት…