ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን።
እቲ ቤት ፅሕፈት ንጉድኣት ኣካል ጠመተ ብምሃብ ዝተፈላለዩ ድጋፍ ክህብ ፀኒሑ እዩ።
ንቐፃሊ እውን ብዝተፈላለዩ ምንቅስቓስ ንጉድኣት ኣካል…