ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ብልፅግና፣ እናትን ኣብንን ተኻይዱ፡፡ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎንደር ዘካየደ እንትኸውን፥ ፓርቲ ብልፅግና መበገሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ህዝቢታት ጋምቤላ መበል 11 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም መፈፀምቲ ኣካላት ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሉ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮያ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ኦነግ ዝተፈጠረ ምክፍፋልን ውጥጥን ዝተመልከቱ እገዳታት፣ ስምዕታታትን ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝወፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ኣጠናኺሩ ብዘላቕነት ሉኣላውነት ሃገር ምሕላው ኣብ…
ስፓርት ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶፊ ማልት ዓመተ 2013 ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር 5ኪሎ ምትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ ''ዓወት ደቂ ኣኒስትዮ ነኽብር'' ብዝብል መሪሕ ቃል ንመበል 18 ግዘ ኢዩ ተኸቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስም ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ብክፍሊት ዝሰርሑሉ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንዝሰርሑ ተረፍ መረፍ ጁንታ ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣብ ዝሓለፉ ሰላሳ ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምርጫ 2013 ዝኸውን ድልድል 700 ሰዓታት ቴሌቪዥን፣ 400 ሰዓታት ራዲዮን ጋዜጣን ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርጫ 2013 ዝኸውን ንፓርቲታት ፖለቲካ ድልድል ነፃ ኣየር ሰዓትን ዓምዲ ጋዜጣን ቀሪቡ። እቲ ድልድል ተሞክሮ ሕሉፋት ምርጫታት፣ በዝሒ መራኸብቲ ሓፋሽን ዓቕሚ ብሄራዊ መራኸብቲ ሓፋሽን መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፕሮጀከት ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ኣመሪቑ። ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ጉለሌን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንሕድሕዶም ኣብ መዓል 9 ሺሕ ሜትር ኪዩብ ማይ ምፍልፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ሚያዚያ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍሊጡ። ብዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ዝዳሎ ምዘና፥ ብቑዕን ተወዳዳሪን ሰራሕተኛ ንምፍራይ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣየር ወለድን ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መበል 12 ዙር ኣየር ወለድ ብርጌድን መበል 34 ዙር ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ ብላቴ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና…