ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ ምድላዋት ከምኡ እውን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ብምቕራብ ኢዩ ተኸቢሩ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ ሃገራት ኬኒያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ካብ ኑጉሆ ሰዓት 11፡30 ጀሚራ መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ክተኽበር ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ካብ ኑጉሆ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ከምዝኽበር ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ ፅባሕ…
ቢዝነስ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ኣቲዩ – ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍረይቲ ውሽጢ ዓዲ ዝፈረየ 17 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ናብ ዕዳጋ ከምዘኣተወ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ድሌትን ቀረብን መሰረታዊ ሸቐጣት ብምምላእ ኩነታት ናብራ ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 300 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ምግባሮም ካብቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ሓቅነትን ተኣማንነትን ዘይብሉ መግለፂ ሂቦም ኢዮም – ኣምባሳደር ሂሩት Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣብ ሓቂ ዘይተደረኸን ተኣማንነት ዘይብሉን መግለፂ ከምዘሃቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም፣ ሉክዘምበርግን ሕብረት ኣውሮፓን ሂሩት ዘመነ ገሊፀን። ዶክተር ሂሩት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋን ምዝገባ መረፅቲ ናብ 16 መጋቢት ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ቅድም ክብል ካብ ዝተትሓዘሉ 22 ለካቲት 2013 ዓ.ም ናብ 16 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ምዝገባ መረፅቲ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ቦርድ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ተኸቢሩ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣርማ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኣፍሪካ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና እንተነኪዩ ዝተቐመጡ ገደባት ከምተልሕልሕ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና እንተነኪዩ ዝተቐመጡ ገደባት ከምተልሕልሕ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሲሪል ራማፎሳ፥ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዝተቐመጡ እገዳታት ካብ ደረጃ ሰለስተ ጀሚሩ ክሳብ ደረጃ ሓደ ክዝወርድ ኣፍሊጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር “ዓድዋ ብዓይኒ ሙሁራት ታሪኽ” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፓነል ዘተ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ቱሪአዝምን ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ስወራ ታክሲን ምጭብርባርን ኣብ ሃገር እናብፀሖ ዝርከብ ጉድኣት ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ጅማ ይዛተ ኣሎ። እቲ ዘተ “ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንኹመዳይ ኣተኣኻኽባ እቶት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ…