ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ው ፔንግ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ቀጠናዊን ሓበራዊ ዓለም ለኻዊ ጉዳያትን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኾቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ “ተረባሕነትን ተሳትፎን ደቂ ኣንስትዮ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብፓርቲ ብልፅግና ጋምቤላ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ደቂ ኣንስትዮ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ ዜጋታት ብሕ-ገመንግስቲ…
Uncategorized ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም መዛዘሚ ስልጠና ፍሉይ ወፍሪ ሓይሊ ኣየር ምርኢት ዝላ ኣየር ወለድ ተኻይዱ። ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መሰልጠኒ ፍሉይ ሓይሊ ኣየር ወፍሪታት፥ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ኣስታት 10 ሰባት ሞይቶም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ምብራቃዊ ዞባ ጂንጎለ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ትማሊ ምሸት ወዲቓ ብምሕምሻሻ ኣብታ ካብ ነፋሪት ዝነበሩ እቶም 10 ከምዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊፆም። እታ ነፋሪት ካብ ንኡስ መዓርፊ ነፈርቲ ፒረ ተበጊሳ ናብ ከተማ ጁባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኦዶ ሻኪሶ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ። ትማሊ ኣብታ ከተማ ብዘጋጠመ ሓዊ 29 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝዓነዉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እታ ወረዳ ኣይተ በዳሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ሬዲዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንክበፅሕ ገይሮም ኢዮም ዝተብሃሉ ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ምክልኻል ሃገር እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ (ወዲነጮ) ክሲ ክምስረተሎም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብር 170 ሚሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ህንፃ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ትሕቲ ማእኸል መሰልጠኒ ፍሉይ ወፍሪ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ ህንፀት ህንፃ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባን ፅሪይቲን ፅብቕቲን ንምግባር “ንፅባቐ እዛ ከተማ ኣነ እውን ኣምባሳደር ኢየ” ብዝብል ወፍሪ ልዕሊ 25 ሺሕ መናእሰይ ብምስታፍ ይስራሕ ምፅራይ ከባቢ እናተሰርሐ ምዃኑ ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ረሳሕ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ንልተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳንን ግብፂን ወታደራዊ ምትሕብባር ንምግባር ትማሊ ስምምዕነት ተፈራሪመን። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሱዳን ሙሓመድ ኣልሑሴንን ናይ ግብፂ መዘነኦም ሞሓመድ ፋሪድን ኢዮም ኣብ ካርቱም ተራኺቦም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘለዉ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ…