ብመሰረት ስልሒት ሓበራዊ እቶት ፌዴራል ኣብ ዘሓለፉ 8 ኣዋርሕ ካብ ዝተኣከበ ልዕሊ ብር 14 ነጥቢ 4 ቢሊየን ንክልላት ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት ስልሒት ሓበራዊ እቶት ፌዴራል ኣብ ዘሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ሞንጎ ዝተኣከበ ልዕሊ ብር 14 ነጥቢ 4 ቢሊየን ንክልላት ተኸፋፊሉ።
ን22 ዓማውቲ እናገልገለ ዝነበረ ሓበራዊ መከፋፈሊ ስልሒት እቶት ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምምሕያሹ፥ ኣብ…