ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ኢዮም – መፃረዪ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሞት ሰላማዊ ዜጋታት ኣመልኪቶም ዝወፅኡ ሓበሬታታት ዘይተረጋገፁን ካብ ዘይተሳኸዐ ድሌት ፖለቲካ ተበጊሶም ዝፍነዉ ከምዝኾኑ መፃረዪ ሓረበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።
እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ እዋን ወፍሪ…