ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ትግራይ ሓዊሱ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዘድሊዮም ከባቢታት እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ ምላሽ ህፁፅ እዋን እናተኸታተሎ ዝርከብ ሰብኣዊ…