“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል መሪሕ ቓል ሓገዝ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ።
ጥምረት ግሎባል ኣሊያንስ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ማሕበር ገበርቲ ሰናይ ጋዜጠኛታትን ስነ-ጥበባውያንን፣ ገበርቲ ሰናይ መተኣኻኸቢ እቶት ትራይን መተከልን ከምኡ እውን…