ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት መድሓኒትን መገልገሊ መሳርሒታት ሕክምናን ንምንካይ ዝምልከቶም ኣካላት ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተደንገገ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅሙኡ ዝምርምር ቦርድ ኣብ ካልኣይ ዙር ትዕዝብቲ መስክ ዝተረኸቡ ውፅታት ኣመልኪቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ተዛቲዩ።
እቲ መርማሪ ቦርድ ዝገበሮ ዘተ ። ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ከምኡ እውን ምስ ቀዋሚ…