Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ነበር ቀ/ሚ ሃይለማርያምን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማንን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማን ተስፋየን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም። “ፋውንዴሽን ሃይለማርያምን ሮማንን” ብዝብል ሽም ዝተጣየሸ ፋውንዴሽን እንትኸውን፥ ካብ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ.ኤስ.ኤይድ)ን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ውፅኢታት ሕርደሻ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምስ ዘሎ ሓረስታይ ንምርኻብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውፅኢታት ሕርሻ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ልዕሊ 100 ሺሕ ዝኾነ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያር ከምዘይከኣል ተገሊፁ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክረትር ይናገር ደሴ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀነኣ ያደታን፥  4…

ኣብ ዞባ መተከል ንፁሃት ዜጋታት ንኽቕተሉ ብምትሕብባርን ብምምራሕን ዝተጠርጠሩ 504 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ንፁሃት ዜጋታት ንኽቕተሉ ብምትሕብባርን ብምምራሕን ዝተጠርጠሩ 504 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳራት ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ኣብቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 2 ሺሕን 300 ተገጣጠምቲ መምሀሪ ክፍሊታት ክህነፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 2 ሺሕን 300 ተወሰኽቲ ተገጣጣሚ መምሀሪ ክፍሊታት ከምዝህነፁ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መንግስቲ፥ ውድብ ጥና ዓለም ብዘቐመጦ ምኽሪ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ኮቪድ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት ፍሉይ ኣኼቡኡ መፃኢ ሰኑይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 1ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ መፃኢ ሰኑይ ከምዘካየድ ተገሊፁ። ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሳለጥ እቲ ኣኼባ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ክርከቡ ኢዮም…

ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዘፈር ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዘፈር ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ከምዝተሳለጠ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዋና መፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳዶካን…

ኣብ ዜጋ ተኮር ብዘተገበረ ዲፕሎማሲ 993 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዜጋ ተኮር ብዘተገበረ ዲፕሎማሲ 993 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ዲና ሙፍቲ፥ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣይተ…

ጀርመን ሰለስተ ድሮናት ንሚኒስቴር ሕርሻ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ስራሕቲ ምክልኻል ሓደጋን ኣጠቓቕማን ሓለዋን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ንምዝማን ንዝማን ዝኽግዛ ሰለስተ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ (ድሮን) ካብ መንግስቲ ጀርመን ብሓገዝ ረኺቡ። ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኡር፥ እተን ድሮናት…

ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ገምጋም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ-19 ተቛሪፁ ዝነበረ ትምህርቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምጅማር ምድላው እተን ትካላት ዝምልከት ናይ መወዳእታ ገምጋም ይግበር ኣሎ። ቀንዲ ዕላም እቲ ገምጋም ድማ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸልካ ስሩዕ ትምህርቲን ስልጠናን ሰላማዊ…