Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ካብ ሓሙሽተ ዓመት ንታሕቲ ንዝኾኑ ህፃናት ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ክሳብ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩሎም ዞባታት ክልል ሶማሌ፣ ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…

ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ሚኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገሊፁ። እቲ 4 ነጥቢ 8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ካብ ከተማ ኣቑርደት ኣስታት 91 ኪሎ…

መንግስቲ ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። እቲ ልዝብ እቶም ትካላት ዳግማይ ናብ ስራሕ ብዛዕባ ዝኣትውሉ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሎሚ ዘበን ናይ ዝካየድ ሃገራዊ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፤ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር  ዶክተር ሙሉ ነጋ፣ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩምን…

42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ምስ ግሎባል ኣሊያንስ ዝተብሃለ ብዲያስፖራታት ኢትዮጵያ ዝተጣየሸ ግብረ ሰናት ብምትሕብባር ኢዩ። ተወከልቲ ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ ዓውዲ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ንዝተዋፈሩ መሃዝቲ ስራሕ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ደቡብ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ። ንዓመታት ዝተሃነፁ ጣቢያታት ኣብ ውሽጢ…

ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ውሕስና ንክወፅኡ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ዋሕስ ንክወፅኡ ፈቒዱ። ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዘለዉ ከልተ ተጠርጠርቲ ድማ 30 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…

ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን። ካብቲ ሓገዝ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 18 ሚሊየን ዶላር ናይ ኣሜሪካ እቲ 6 ሚሊየን ዶላር ድማ ናይ ስዊድን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣሜሪካ ዝገበረቶ ደገፍ፥ ኣብ…