Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሓደገኛ መዐወኒ ሓሽሽ ክተዘዋውር ዝተረኸበት ታይላንዳዊት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ምስ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ሓደገኛ መዐወኒ ሓሽሽ ክተዘዋውር ዝተረኸበት ታይላንዳዊት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ። ኣብ ትሕቲ ዳይሬክቶሬተረ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ሓደገኛ መዐወኒ…

ግልጋሎት ሕክምና ካንሰር ጡብ ኣብ 12 ሆስፒታላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ሕክምና ካንሰር ጡብ ኣብ 12 ሆስፒታላት እናተውሃበ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ፥ ብብርኪ ዓለም ዝኽበር ወርሒ ካንሰር ጡብ ብዝምልከት “ኣጥዋቶም ብኢድ ብምድህሳስን ብምርማርን ሕማም ካንሰር ጡብ ይከላኸሉ”…

ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ሓዊሱ 10 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዘፈር ውልቀ ንምዝውዋር ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ሓዊሱ 10 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዘፈር ውልቀ ንምዝውዋር ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒሰቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉፀገማት ንምፍታሕ ብዝብል፥ ካብ ዘለዉዎ 13 ፋብሪካታት ሽኮር እቶም 10 ናብ ውልቀ…

ኣብ ረቀቕቲ ኣዋጃት ምሕደራ ዳይነትን ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒንዴሞክራሲን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ረቀቕቲ ኣዋጃት ምሕደራ ዳይነትን ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ዘድሃበ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ፕዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ…

ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳለጥ ዘተ ግድብ ህዳሰ ውፅኢቱ ዘዕግብ ክኸውን ኢዩ – ሙሳ ፋኪ ማሃማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ምስላጡ ከምዘሐጎሶም ገሊፆም። እቶም ኣቦ መንበር፥ ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ዕውት ክኸውን ኢዩ ኢሎም። ንፀገማት…

ርኢቶ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ስርዓት ዘይብሉን ሓደገኛን ኢዩ – ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ኣባላት ኮንግረስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ኮንግረስ ፀለምቲ ዝሓዘ  ጥምረት ብላክ ኮከስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ግድብ ህዳሰ ተተሓሒዙ ንግብፂ ወጊኖም ዝሃቡዎ ርኢቶ ኮኒኑ። ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፀኡዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ዘካይደኦ…

ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣልጄሪያ ዓብደልማጂድ ቴቦኔ ብሕማም ናብ ሆስፒታል ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኣልጀሪያ ወሳኒ ህዝበ ውሳነ ሕገ-መንግስቲ ንምግባር ኣብ ምድላው ኣብ ትርከበሉ እዋን ኢዮም ኣብ ከተማ ኣልጀርስ ናብ ዝርከብ ወታደራዊ ሆስፒታል ኣቲዮም…

መንበሪ ፍቓድ ስዑድ ዓረብ ተመሓላሊፎም ብዝብል ኣብ ሪያድ ተኣሲሮም ዝፀንሑ 82 ዜጋታት ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንበሪ ፍቓድ ስዑድ ዓረብ ተመሓላሊፎም ብዝብል ንዘሓለፉ ሰሙናት ምስ ስድረኦም ኣብ ሪያድ ጣቢያ ፖሊስ ተኣሲሮም ዝፀንሑ 82 ዜጋታት ተፈቲሖም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትጵያውያንን፥ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝርከባ ሓሙሽተ ጣቢያታት ፖሊስ…

ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲታት ድርድር ብምግባር ኣብ ቀፀልቲ ኣካይዳታትን ግዘ ሰሌዳን ንምስምዕማዕ ተረዳዲአን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልቲታት ድርድር ብምግባር ኣብ ቀፀልቲ ኣካይዳታትን ግዘ ሰሌዳን ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ከምዝተረዳድኣ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ…

ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 511 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5ሺሕን 884 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 511 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 94 ሺሕን 128…