Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ፕሬዚዳንት ሰኔጋል ማኪ ሳል ንዝመርሕዎ መንግስቲ ኣፍሪሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ሰኔጋል ዝኾኑ ማኪ ሳል ነቲ ዝመርሕዎ መንግስቲ ከም ዘፍረስዎ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዝተወሃበ መግለፂ ሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ኣርባዕተ ድንጋገታት ዝሓዘ ኣዋጅ ከምዝኸተሙ ተገሊፁ። ይኹን…

ስነ ሰርዓት ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ሰኣሊ ሎሬት ሻምበል ኣርቲስት ለማ ጉያ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ኣርቲስት ለማ ጉያ(ናይ ክብሪ ዶክተር) ብሕክምና ክሕገዙ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ መበል 92 ዕድመኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ሎሬት ኣርቲስት ለማ ጉያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ሸበሌ ዝተሃነፀ ግድብ መስኖ ጎዴ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዴሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…

መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣንዋር ኣብ ዝኽበር ዘሎ መበል 1495 ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ)፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 981 ሰባት ድማ ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 290 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 94 ሺሕን…

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ዘየልምዑ 29 ሰብሃፍቲ ፍቓዶም ከምዘቛረፀ ቦርድ ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ቦርድ ኢንቨስትመንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ፥ ኣብ ኢንቨስትመንት ሕርሻ ተዋፊሮም ናብ…

ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ፍርያት ኣቦካዶ ኢትጵያ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዱራቢሊስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ለኣኺ ትካል ኣብ ኢትጵያ ዝፈረየ ኣቦካዶ ንፈለማ እዋን ብዕዉት ኩነታት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርያት ኣቮካዶ ናብ እንግሊዝ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ብዕዉት ኩነታት ከምዘብፀሐ ገሊፁ።…

መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ ዝተወሰኑ ኣመንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክኸበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥ18 ቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣብ ዓቢዪ መስጊድ ኣንዋር ዝተወሰኑ ኣመንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝኽበር ገሊፁ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ…

መንግስቲ ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘብፅሑዎ ፅንቶ ኣግባብ ኣይኮነን – ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካን ባንኪ ዓለምን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘብፅሑዎ ፅንቶ ዓለም ለኸ መምርሒታት ዝጠሓሰን ዘይፍትሓዊን ከምዝኾነ ዳይሬክትር ብሄራዊ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ መበል 1 ሺሕን 495 በዓለ ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 495 በዓለ ልደት ነቢዩ መሓመድ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም ከምዝበሉዎ፥ “መበል 1 ሺሕን 495 በዓል ልደት ነቢዩ መሓመድ…