Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21  ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቅድሚ 25 ዓመት…

ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ዝገበርዎ መህነፂ ስፍራታት መስሕብ ቱሪዝም  ኮይሻ፣…

ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይን ተልእኹ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣድሂቡ  መግለፂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 87 ኣብ ዝተደንገጉ ግልፂ መርህታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 866 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 488  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 789…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ከምዝተታሓዙ ተረጋጊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ብቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ካብ ሞሮኮ ናብ ካይሮ ምስተመለሱ ቅልል ዝበለ ምልክት ሰዓል ምርኣዮም ስዒቡ ብዝተገበረሎም ምርመራ፥ ሎሚ…

ፖሊስ ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ ነባር ኖት ብር ካብ ክልተ ተጠርጠርቲ ዘይሕጋዊ ብር 174 ሺሕን 350 በዓል ሚኢቲን በዓል ሓምሳን ክሕዝ ክኢሉ…

ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሃገር ዝካየድ ሮረም፥ ዝሐሸ ከተማ ንዝሐሸ ህይወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓት ምጥያሽ ተኻይዱ ዘሎ። እቲ ፎሮም፥ ከንቲባታት ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ከተማታት…

ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን። ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ትርከብ – ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምትርከብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ፥ “ሕቶ ምኽባር ፍትሓዊ ብፅሒት ሩባ ኣባይ” ብዝብል…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣመራርሓታት እቲ ባንኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሐመድ ኣረኪቦምዎም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ና ህዝቢ ባንኪ ከም ምዃኑ መጠን…