Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 414 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 901 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  414  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 96 ሺሕን…

ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃንን ዱከም ኣብ ዝርከብ ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደቶም ድማ ፋብሪካ ፋርማሲቲዩካል ሰን ሸንግ ዘፍርዮም ኣፋውስ ሕክምናን…

ቱሪዝምን ሰላምን ዙይነፃፀሉ ምዃኖም ተገንዚብና ክንሰርሕ ይግባእ – ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 ( ኤፍ.ቢ.ሲ)ቱሪዝምን ሰላምን ዙይነፃፀሉ ምዃኖም ተገንዚብካ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን…

ቀ/ሚ ኣቢይን ሌተናል ጄነራል ኣብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማን ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞንን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄነራል ኣብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማን ኢስተርን ኢንዱስትሪ ዞንን ዑደት ገይሮም። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ከስእን ኣብ ዝኽእል ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ከስእን ኣብ ዝኽእል ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ከምዝገበረ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ምስ ኤጀንሲ መርበብ…

ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ንኽልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ኣካቢ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ…

መንግስታት ፌደራልን ትግራይን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክላዘቡ ክራይስስ ግሩፕ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለምለኻዊ ትካል ክራይስስ ግሩፕ ኣብ ሞንጎ ትግራይን ፌደራልን ዘሎ ወጥሪ ሓይሉ ናብ ጎንፂ ክሰጋገር ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ከም ዘለዎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ዘሎ ዘይምርድዳእ ናብ ዝለዓለ ፅፍሒ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ። ነቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ምርጫ ምዝታይ፣ ኣብ ከይዲ እቲ ምርጫ ዘለዎም እታዎትን ርእይቶን…

ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ለውጢ ምክንኻንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕን ናይ ኩሉ ሰብ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ ኢሎም።…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ዝገበርኡ ዘተ፥ ርክብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት…