Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣብቲ ዓውዲ ጥንንኩር ሃገራዊ ዓቕሚ ክፈጥር ዝኸኣለ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ኣፈፃፅማ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ዓለም ለኸ ምትእስሳር ብምፍጣር ሃገራዊ ዘፈር ሳይንስን፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሃፍቲ ሰብን ሓበሬታን ብምልማዕ፣…

ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኮንሶን ከባቢኡን ተፈጢሩ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ህዝቢታት ኮንሶን ኣሌን ንዘበናት ዝዘለቐ ሓድነቶም ክቕፅል ብምገባር ነኒባዕሎም ከም ሓደ ኣባል ስድራቤት ኮይኖም ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ እዚ…

ህዝቢ ትግራይ ጁንታ ህወሓት ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዘለዎ ላዕለዋይ አመራርሓ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር አብርሃም በላይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ጁንታ ተመሊሱ ክመፅእ እዩ ካብ ዝብል ሓሳብ ክወፅእ ከም ዝግበኦ ላዕለዋይ አመራርሐ ፖርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣፍሊጦም፡፡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝገብርዎ ዘለው ዘተ ሎሚ ውን…

ክልል ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝዕድጎ ፍሪያት ስርናይ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይሰርሕ ምህላዊ ገሊፁ። በዚ ድማ ንዕድጊት ስርናይ ዝወፅእ ዝነበረ ዓመታዊ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ንምድሓን ክካኣል ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ትልሚ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 4 ሺሕን 87 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ከመርቕ ኢዩ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 48 ብሳልሳይ ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። 3940 ብቐዳማይ ዲግሪ ብምሸታዊ ፕሮግራም 809፣ ብስሩዕ 3 ሺሕን 39፣ ብርሕቐት ድማ…

በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብገበን ሙስና ተጠርጢሮም ሓዱሽ መዝገብ ምርመራ ተኸፊቱዎም። እቶም ተጠርጣሪ በዝተኸፈተሎም መዝገብ ምርመራ ቀፃሊ ዕለተ ሰኑይ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ጉዳዮም…

ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ዝተለኽፈ ናይ ፈለማ ሰብ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። እቲ ውልቀሰብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ብሪታንያ ዝመፀ ፈረንሳዊ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ኣረጋጊፁ። እቲ ሕሙም ዝኾነ ምልክታ ትከም ዘይነበሮ…

ብ500 ሺሕ ዝማዕበለ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ብ500 ሺሕ ዘማዕበሎ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሓሰን ምምሕዳር ውዕል ኮንትራት ናብ ስራሕ ምእታዉ ዝተወዘፈ ስርዓት ዕዳጋ ካብ ምውጋድ ብተወሳኺ ነዊሕ ግዜ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  481  ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 762 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  481  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 121 ሺሕን…

ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን - 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ - 90 ሚሊየን ብር…