Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓገዝ ኣብ ዝደለየሉ እዋን ብምውፋር ውላድ ቁርፂ እዋን ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ከምዝኾነ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።…

ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ዝተርአየ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ለውጢ ስዒቦም፣ ዝተልዐሉ ናዕብታትን ጎንፅታትን ብሕቡእ ይኹን ብግልፂ ኣፍራሳይ ልእኽቶ ከምዝነበሮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመትን ፈረቓን፣ አብ ሃገርና ዝተርአየ ሰፊሕ ምንቅስቓስ ለውጢ ስዒቦም፣ ዝተልዐሉ ናዕብታትን ጎንፅታትን ብሕቡእ ይኹን ብግልፂ ኣፍራሳይ ልእኽቶ ከምዝነበሮ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም።…

ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ምኽንያት ብምግባር መተሓሳሰቢ ጥንቃቐ ድሕንነት ሳይቨር ሂቡ። ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ክፍነዉ ዝኽእሉ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ካብ 23 ጥቅምቲ ጀሚሮም ነናብ ዩኒቨርሲቲኦም ኣትዮም ሪፖርት ንኽገብሩ ዝገበረኦ ፃውዒት ንግዚኡ ጠጠው ንኽብል ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካት ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ ይዋፃእ ኣሎ – ሚኒስቴር ምክልኻል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ህወሓት ዝተፈነወሉ መጥቃዕቲ ብምምካትን ብምፍሻልን ድሕንነት ህዝቢን ሉኣላዊነት ሃገርን ኣብ ምሕላው ሓላፍነቱ እናተዋፅአ ምዃኑ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ዕጡቕ ህወሓት ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል መኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ በዝዓባ ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ መበል 21 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼቡኡ፥ መንግስቲ ሰላምን ህልውናን ሃገር፣ ምርግጋፅ ድሕንነት ዜጋታትን ሃገር ናብ ሁከትን…

ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ተስፋ ብምቑራፅ ኣብ ቀፅሪ ሰራዊት…

መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል 22 ጉባኤ ዘፈር ጥዕና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዘፈር ጥዕኛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምዝግምገሙን ቀፃሊ ኣንፈት ከምዝቕመጥን ተገሊፁ። ኣብ ዘፈር ጥና ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡ ትካላትን ሰብ ሞያ…

ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀገም ፀፅታ እንትዕዘብ ሓበሬታ ክህበሎም ዝኽእል ቁፅሪታት ስልኪ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ንክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ 0118578503 ክፍለ ከተማ ኮልፌ 0118578508…