Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት ቦርድ መርመርቲ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣባላት ቦርድ መርመርቲ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምፅዳቑ ስዒቡ ኢዩ ኣባላት  ቦርድ…

ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ 100 ሽሕ ሰባት ብኮቪድ-19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ትማሊ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም። ንምዕባለታት መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ዝከታተል ፕሮጀክት ኣሰር ኮቪድ ቑፅሪ ናብ ሆስፒታል ዝኣትው ከም ዝወሰኸ እኳ እንተገለፀ፥ ብምኽንያት ምውሳኽ መርመራ ከም ዘይኮነ ግን…

ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ኣብ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ካምፕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም። እቲ ከባቢ ንክረጋጋዕን ሰላም ንክነግስን እቶም ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ወደብ ሕብራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሰላም ኢትዮጵያ ንቀጠና መብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ሪፎርም ኣብ ዝድለ ንክበፅሕን ህዝቢ ኢትዮጵያ ተረባሒ ንክኸውንን ትካሎም ከምዝድግፍ ዝገለፁ እቶም ዋና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኣወጀ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልል ትግራይ ንክእወጅ ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዜ ኣፅዲቑ። ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ሰለማዊ ሰባትን ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣቕርቦት ምርግጋፅ የድሊ-ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ድሕንነት ሰለማዊ ሰባትን ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝን  ምርግጋፅ ከምዘድሊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ብህፁፅ እናተጋደደ ዝፀንሐ ኩነታት ፀፅታ…

ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ተሸጋጊሩ-ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር

ኣዲስ ኣበባ ፣26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝሰፈረሎም ካምፕታት ዝተኸፈተ ናይ ከሓድቲ መጥቃዕቲ ብብቕዓት ብምምካት ናብ ፀረ መጥቃዕ ስጉምቲ ከምዝተሸጋገረ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዂሲ ኣብ ዝተኸፈተሎም ካምፒታት ኩሎም ብፅኑዕ ምክልኻል ኲናት…

ትማሊ ኣብ ኩሎም ግንባራት ኣብ ውሽጢ ህወሓት ናይ ዘሎ ጉጅለ ባህጊ ምኽሻፍ ተኻኢሉ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ብዘሎ ጉጅለ ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተወሰደ ስጉምቲ ኣመልኪቶም ትማሊ መግለፂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መግለፂኦም፥ ተስፋ…

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መበል ሓምሻይ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዓመት መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣኼብኡ ከምዘካይድ ናብ ፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ።…

ሰለስተ መኮንናት ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ካብ ኣባልነት ሰራዊት ምክልኻል ተነኪዮም ዝነበሩ ሰለስተ ኣመራርሓታት ንኽምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም። እቶም ናብ ምክልኻል ሰራዊት ንኽምለሱ ዝተፀውዒ መኮንናት፦ 1. ሌ/ጄኔራል ባጫ ደበሌ 2.…