Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ 85 ሚኢታዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምፍራይ ኩለን ፋብሪካታት ሲሚንቶ ካብ 1ሕዳር 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 85 ሚኢታዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ምስ ኣፍረይቲን ኣከፋፈልቲን ሲሚንቶ ኣብ ዕድጊትን ዝርገሐን ሲሚንቶ ዝረኣዩ ፀገማትን ትኹረት ዘድሊዮም…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ግልፂ፣ ዝተወሰነን ክብፃሕ ዝኽእል ዕላማ ዝተሓንገጠን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ትግራይ ኣብ ልዕሊ…

ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብብቕዓት ክዋፃእ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ካብ ወፃኢ ንዝወሃቦ ዝኾነ ይኹን ህዝባዊ ልኡኽቶ እናፈፀመ ስሙ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ጎሊሁ ዝተፅሓፈሉ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብብቕዓት…

ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ይውዕሉ ኣለዉ – ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ከተማታት መጥቃዕቲ ንኽፍፅሙ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር እናወዓሉ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ጀነራል ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እንደሻው ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ኣብ ኣዲስ…

ግብፂ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ከምዝነፀገቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ግደ ሰብ ሞያታት ሕብረት ኣፍሪካ ክብ ይበል ብዝብል ዝቐረበ ሓሳብ ሱዳን ዝተስማዕመዐት እንትትከውን፥ ግብፂ ከምዘይተቐበለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ ። ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ ሰሙናት ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ…

30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)30 ጥቅምቲ ንኽጅመር ዝተወሰነሉ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ገፅ ንገፅ ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናወሐ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ተፈተንቲ ክልላዊን ብሄራዊን ፈተና ንዝኾኑ ተምሃሮ 8ይን 12 ክፍሊ ዝወሃብ ትምህርቲ ክለሳ…

መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራን ንበረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ፣ ሽረ፣ አኽሱምን ሑመራ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት በረራ ዝተዓፀዋ ከምዝኾና በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ከምዝሓበሮ፥ እተን መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 27 ጥቅምቲ ኑጉሆ ሰዓት ክልተ ጀሚረን…

ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣባበ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብወገን ከሰላ ምስ ኢትዮጰያ ዘዋስና ዶብ ከምዝዓፀወት ኣፍሊጣ። ኣማሓዳሪ ክልል ከሰላ ፋቲህ ኣል ራህማን ኣል ኣሚን ከምዝገለጽዎ፥ ሱዳን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶብ ከሰላ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሓለዋ ብሓይሊታት ፀፅታ…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸፈቶ ወፍሪ ንምምካት ብዝተኸፈተ ኲናት ንፁሃን ዜጋታት ንከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ከምዝተገበረ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸፈቶ ወፍሪ ንምምካት ብዝተኸፈተ ኲናት ንፁሃን ዜጋታት ንከይጉድኡ ልዑል ጥንቃቐ ከምዝተገበረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ምክትል ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሃኑ ጁላ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህፁፅ ኣኼባ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህፁፅ ኣኼባ ፀዊዑ። እቲ ህፁፅ ኣኼባ ቀፃሊ ዕለተ ቀዳም ክካየድ ኢዩ። ስለዝኾነ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ፅባሕ ሪፖርት ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ…