Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ትግራይ ክልል ኣብ ዝርከባ ጨንፈር ባንኪታት ዘረፋ እናፈፀመ ከምዝኾነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ትግራይን ዝምልከተቶም ኣካላትን እቶም ባንኪታት ከይዝረፉ ዝከኣሎም ብፅሒት ንኽዋፅኡ እቲ ባንኪ ፃውዒት…

ስጉምቲ ኣብ ዝውሰደሉ እዋን ህዝቢ ተሓሳቢ ምግባር ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ በዓል ውዕለታን መኸታን ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ተወለድቲ ትግራይ ኮኒኖም። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ከምዝድግፉ እውን ገሊፆም። ኣባላት ፓርቲ…

ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ብግዝኣት ገዳሪፍ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝነበረ 95 ሺሕ ጥይት ምሓዙ ኣፍሊጡ። ብኣድጊ ተፃዒኑ ናብ ኢትዮጵያ እናኣተወ ካብ ዝነበረ ጥይጥ ብተወሳኺ፥ እቲ ሰራዊት ብዝገበሮ ኦፕሬሽን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ እውን ተሓቢሩ።…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተሸይሞም። ኣይተ ገዱ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም እናገልገሉ ምፅነሖም ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፦ • ኣይተ ደመቀ መኮንን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፣ • ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊ ጦር • ሌ/ጄኔራል…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም። ርእሰ ምምሕዳር ተመስገን ጥሩነህ ንኻሊእ ሓላፍነት ምሕፃዮም ስዒቡ ንቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቡዎ ሕቶ መልቀቒ ተቐባሊነት ከምዝረኸቡ ኤመሓኣ ፀብፂቡ። እዋናዊን…

ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፃውዒት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 29፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ብምባል ታሪኻዊ ደጀንነቱ ብተግባር ንኸረጋግፅ ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኣብ ትግራይ ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ቀንዲ ዕላምኡ ስግብግብ ጁንታ መቐለ ብሕጊ ተገዛኢ ንምግባርን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ምሕላውን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዳንሻ፣ ባዕኸርን ካብ ሸራሮ ክሳብ ሽረ ዘለዉ ከባቢታት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፀሮም ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻልን ሓላፊ ዘፈር ኦፕሬሽንን ፌዴሪኢ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ኣፍሊጦም። ንኢትዮጵያ መንቀርሳ ዝኾነ ከሓዲ ጉጅለ…

24 ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ጥፍኣተኛ ጉጅለ ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎን ኣብ ቁፅፅር ናይ ምዉዓል ስራሕ ይፍፀም ከምዘሎን ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን ጉጅለ ኦነግ ሽኔ ብዝፈጠሮ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህይወት ሰብ ከምዝሓለፈን ንብረት ከምዝዓነወን…