Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ዞባ ጉጂ ብዝተወሰደ ስጉምቲ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ብዝተወሰደ ስጉምቲ 14 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ከምዝተደምሰሱ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደለ ኡዶ ተዛሪቦም። በቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ 17 ኣባላት ኦነግ ሸኔ ከምዝቖሰሉን 13 ኣባላት እቲ ጉጅለ ድማ ኣብ…

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር እቶት ልገሳ ደም ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምሕጋዝ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር እቶት ልገሳ ደም ኣካይዶም። እቶም ልዕሊ 200 ሰራሕተኛታት ብወለንተኦም ደም ዝለገሱ፥ ኣብ ወፍሪ ዝርከቡ ኣካላት…

ህወሓት ምድጋፍ ገበን ኢዩ – ብሄራዊ ሸንጎ ኣገው

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ጉጅለ ህወሓት ምድጋፍ ገበን ኢዩ ክብል ብሄራዊ ሸንጎ ኣገው ገሊፁ። መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝጀመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ንኸጠናኽር፣ ህወሓት ድማ ብተግባሩ ተናሲሑ ምሕረት ክሓትት ከምዝግበኦ…

ናይ ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ በዓል ሽግ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ጅግጅጋ ተወሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንዝኽበር መበል 15 ዓመት ናይ ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ በዓል ሽግ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተወሊዑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምውላዕ ሽግ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህን ሚኒስትር ግብርና…

ንስራሕቲ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት እስራኤል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ብዘላቒነት ንምክልኻል ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ሰብ ሞያታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምቁፅፃር ተሳትፎ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ። ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ብዝተተለመሉ ይኸይድ ምህላዉ ኣፍሊጦም። እቲ ኦፕሬሽን ገበነኛ ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዕጥቁ ንክፈትሕ ድሕሪ ምግባር ፈጠርቲ ፀገም ናብ ፈርዲ አንትቐርቡ…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ንሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገለፃ ተገይሩ። እቲ መድረኽ፥ ሰብሞያታት ኪነ-ጥበብን ኣትሌታትን ኣብዚ ሕዚ እዋን ሀገር ዘለትሉ ኩነታት ብዕቱብ ንኽትከታተሉን ሚዛናዊ ግንዛበ…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ተቐባልነት ዘይብሉን ክሕደት ሃገርን ኢዩ – ኣመራርሓታት ፓርቲ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ተቐባልነት ዘይብሉን ክሕደት ሃገርን ከምዝኾነ ኣመራርሓታት ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖርት ፃንሒት ዝገበሩ ኣመራርሓታት ፖለቲካ ከምዝበሉዎ፥ እቲ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ተቐፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወራሪ ጉጅለ ህወሓት ምስ ፀላኢ ሕብረት ብምፍጣር ንእኩይ ዕላማ ክጥቀመሉ ዝነበረ መዕርፎ ነፈርቲ ሑመራ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐፃፂሩ። ህወሓት ዝወደቦም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ምሊሻታትን ንመከላኸሊ ሃገር ኢዶም ይህቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 307 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 889 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  307  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 99 ሺሕን 982…