Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝተረኸበ ቦምቢ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀሰብ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ንጉሆ ከባቢ ሰዓት ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ “ዓድዋ ድልድይ” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ…

ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ – ጆ ባይደን

ኣዲስ አበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ንውፅኢት ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ኣይቅበልን ምባሎም ዘሕፍር ኢዩ ክብሉ ተዓዋቲ እቲ መረፃ ጆ ባይደን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተሳለጠ መረፃ ኣሜሪካ ከምዝተዓወቱ ዝተነገረሎም ጆ ባይደን፥ ዶናልድ ትራምፕ ውፅኢት እቲ…

እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል 27 ድሮናት ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መንግስቲ እስራኤል ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ዝሕግዛ 27 ድሮናት ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ሕርሻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ፥ ካብተን ድሮናት ብተወሳኺ ክልተ ጀነሬተራት እውን ኣበርኪቱ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፥…

ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ናይ ምርግጋፅ ስራሕና እንተይዛዘምና ምስ ጁንታ መቐለ ዝግበር ድርድር ኣይህሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ስግብግብን ኣረመኔ ዝኾነን…

እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ኢዪ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ናብ ሓደጋ ዘውደቐ ጉጅለ ሃዲንካ ንመሓዝ ዝዓለመ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ያደታ፥ እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ እናፈነዎ ዝርከብ ወረን ናይ ሓሶት ሓበሬታን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓትን ብዝተዋደደ መልክዑን ንኽሕሉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆ ከምዝገለፁዎ፥ ጁንታ ህወሓት ፀሓዩ እናዓረበቶ ከምዝኾነትን እዚ ድማ እቲ ጉጅለ ብደዉ…

ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ልዕሊ ብር 64 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቂ ኣንስቲዮ ተመረፅቲ ኮከስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሰብ ስራሕ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብር 64 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብዓይነትን ብጥረ ገንዘብን ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ኮከስ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም…

ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት መናእሰይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊን መናእሰይን ትግራይ መፈፀምቲ እኩይ ዕላማ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ምዃን ክቑጠቡ ከምዝግባእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ ህወሓት ገሊፆም። ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…

ካብ ሸራሮ ክሳብ ዛላምበሳ ዘለዉ ክፍሊታት ሓሊታት እዚ ሰሜን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ቁመና ምድላው ይርከቡ – ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ሸራሮ ክሳብ ዛላምበሳ ዘለዉ ሓሊታት ክፍሊ እዚ ሰሜን ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ፅቡቕ ቁመና ምድላው ከምዝርከቡ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ምሃቦም ካብ ሰራዊት…

ጉጅለ ህወሓት ሎሚ እውን ብምጭብርባር ተግባሩ ባዕሎም ንባዕሎም ዝዋቕዑ “ንስዕር ኣለናን ንደራደርን” ሓሳባት ይስንዝር ኣሎ-ኣይተ ነብዩ ስሑልሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ህወሓት ሎሚ እውን ብምጭብርባር ተግባሩ ባዕሎም ንባዕሎም ዝዋቕዑ “ንስዕር ኣለናን ንደራደርን” ሓሳባት ይስንዝር ኣሎ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑልሚካኤል ገሊፆም። ኣይተ ነብዩ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…