Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ገበነኛ ጉጅለ ፍርሒ ንምንዛሕን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምብፃሕን ዘኽእሎ ኣፈፃሚ መርበብ ምጥያሹ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ገበነኛ ጉጅለ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን እዛ ሃገር ፍርሒ ንምንዛሕን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃምን ዘኽእሎ ኣፈፃሚ መርበብ ምጥያሹ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ። መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 400 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 181 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ  400  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 100 ሺሕን…

ንሓሙሽተ መዓልቲታት ኣብ ውሽጢ ክባ ኣትዩ ማይን ምግቢን ተኸልኪሉ ዝነበረ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ካብ ክባ ተመሊሱ የጥቅዕ ኣሎ – ጀኔራል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንሓሙሽተ መዓልቲታት ኣብ ውሽጢ ክባ ኣትዩ ማይን ምግቢን ተኸልኪሉ ዝነበረ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ካብ ክባ ብምውፃእ ንባዕሉ ኣዋዲዱ እናጥቀዐ ብዙሓት ከባቢታት እናተቖፃፀረ ምዃኑ ላዕለዋይ ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ…

ሰራዊት ምክልኻል ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ሑመራ ክሳብ ሸራሮ ዘሎ ቦታ ብምጥቃዕ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር የውዕል ኣሊ – ሜጀር ጄኔራል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሑመራን ከባቢኣን ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ምክልኻል ከምዝወዓለ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣፍሊጦም። እቲ ሰራዊት ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ ሑመራ ክሳብ ሸራሮ ዘሎ ቦታ ብምጥቃዕ…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ፀላኢ ክጥቀመሎም ሓሲቡዎም ዝነበሩ ዒላማታት ብምድብዳብ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ገይሩዎም – ሜ/ጄ ይልማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ፀላኢ ክጥቀመሎም ሓሲቡዎም ዝነበሩ ዒላማታት ብምድብዳብ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ከምዝገበሮም ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም። እቶም ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።…

273 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 273 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጅዳኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ ሰባት 134 ሰገናት፣ 137 ደቂ ኣንስቲዮን ክልተ ድማ ህፃናት…

ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታ ብኪነ ሙያ መርበብ ሓበሬታ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ብሄራ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታ ብኪነ ሙያ መርበብ ሓበሬታ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ምምሕዳርን እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ነብዩ…

ኣብ ውሽጢህወሓት ዘሎ ጉጅለ ብዙሓት ነበርቲ ዓፊኑ ብምውሳድ ሰዊሩዎም – ነበርቲ ከተማ ዳንሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢህወሓት ዘሎ ጉጅለ ብዙሓት ነበርቲ ዓፊኑ ብምውሳድ ከምዝሰወሮምን ክሳብ ሕዚ ዘለዉዎ ከምዘይፍለጥን ነበርቲ ከተማ ዳንሻ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ዳንሻን ከባቢኣን ካብ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናፃ ምውፃኣ ኣመልኪቶም ሓጎሶም ገሊፆም።…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከምዘካይድ ተገሊፁ። እቲ ኣኼባ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ እቲ ባይቶ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፁ ኣፍሊጡ።…

ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝግበር ዘለሎ ሓገዝ ንምትእንጋድ ትካላት ፌዴራል ዘሳተፈ ብሄራዊ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣመልኪቱ ኣብ ዝሰተሰናድአ መድረኽ ከምዝበለኦ፥…