Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ- እዝ ምዕራብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነኻሲ ጡብ ኣደ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እዝ ሰሜን ዝፈፀሞ ክሕደትን መጥቃዕቲን ንመላእ እዝና ኣቖጢዑ ኢዩ ክብል እዝ ምዕራብ ገሊፁ። ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዋና ኣዛዚ እዝ ምዕራብ ኮሎኔል ቢረሳው ሽፈራው፥ ጉጅለ ትህነግ ኣብ ልዕሊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝጎደለ ሓደ ኣባል ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሓዱሽ ምርጫ ኣባል ቦርድ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ሓዱሽ ኣባል ቦርድ ምርጫ ኣይተ ፍቕረ ገብረህይወት እንትኾኑ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ብመምህርነት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ “ግደ ሚዲያታት ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ብዙህነት ሓሳብን” ብዝብል ኣርእስቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ ካልኦት ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝጠርጠሮም ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ናይ 39 ውልቀሰባት ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ንምልዓል ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦…

ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዘሎ ፅንፈኛ ጉጅለ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ እንትኸውን፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀጠና ምዕራብ ክልል ትግራይ ነፃ ከምዝወፅአ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ  ኣብቲ ቀጠና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣገልግሎት ሰብኣዊ ሓገዝ ይህብ ምህላዉ ብምግላፅ፥ ነፃ…

ኣብ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ወልዲያ ካብ ህወሓት ተልእኾ ብምቕባል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጥፍኣት ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 25 ውልቀሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ሓይሊታት ጥፍኣት ብነበርቲን ሓይሊታት ፀፅታን ናይ ሓባር ፃዕሪ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብማዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፥ እቲ ሰለማዊ ሰልፊ እቲ ጉጅለ ኣብ…

ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፈፀሞ ተግባር ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኣደባባይ ሚሌኒየም ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣብ ዝጀመረ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብ ኩሎም ከባቢታት እቲ…

ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ። ተወካሊ ኣዛዚ ትካል ዓለም ለኻዊ መሰልጠኒ ምኽባር ሰላም ኢትዮጵያ ኮሎኔል ታምራት ኣንዳርጌ ከምዝበልዎ፥ ትኹረት እቲ ዑደት…