Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንን በዓልቲ ቤቶምን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ሓገዝ ሕክምናን ገንዘብን ይገብሩ ከምዝነበሩ መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወዲ ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ኣግኣዚ ስዩምን በዓልቲ ቤቶም ፈለገ ህይትን ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ህወሓት ብሕቡእ ሕክምና ክረኽቡን ብገንዘብ ይሕግዙዎም ከምዝነበሩን መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እዚ ዝበለ መርማሪ ፖሊስ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣድሂቡ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ ሆስፒታል ፈለገ ህይወት ተረኺበን ፅሩይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሆስፒታል ናይ ምግባር ምንቅስቓስ ተዓዚበን። እተን ሚኒስትር ብኤሌክትሮኒክስ ዝተሓገዘ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ መዝገብ ጥዕና…

መተሓዳደሪ ድንጋገ ሓበራዊ ፎረም ዴሞክራሲያዊ ትካላት ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መተሓዳደሪ ድንጋገ ሓበራዊ ፎረም ትካላት ዴሞክራሲ ፌዴራል ፀዲቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ጫላ ለሚ፥ ኣብ ምድላው እቲ መተሓዳደሪ ድንጋገ መዳርግቲ ኣካላትን ሰብ ሞያ ሕጊን ከምተሳተፉን ሰፊሕ ምይይጥ ከምዝተገበረሉን…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼቡኡ ከምዘካይድ ተገሊፁ። ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ወይዘሮ ኣለምነሽ ይባስ፥ ጉዳይ መተከል ቀንዲ ዛዕባ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዝኸውን ኣፍሊጠን፡፡ ህፁፅ ጉባኤ እቲ ቤት…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛቲዩ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝገብሮ ዘተ ኣጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ፡፡ ኣብቲ ዝተገበረ ዘተ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 451 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 639 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 451 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 122 ሺሕን 864…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 8 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት እኽሊ ንክልል ቤኒንሻንጉል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 8 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት  እኽሊ ንክልል ቤኒንሻንጉል ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣማኻሪ ውዳበ ህዝቢ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣይተ ሺሰማ ገብረስላሴ፤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ስትራቴጂክ መሪሕ ትልሚ ሓሙሽተ ዓመት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ምይይጥ ትካላት ዴሞክራሲ ኢዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ፥ ኣብ ዝቕፅሉ…

ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ ዘተኮረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ዝተዳለወ ሃገራዊ ትልሚ ፀፅታ መረፃ መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራልን ክልልን ተዛቲዮም። እቲ ትልሚ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ንኽውን ተሓሲቡ ዝተዳለወ ከምዝኾነ…