Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ይጥሕስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕወሓት ድንጋገታት ዓለም ለኻዊ መሰል ህፃናት ብምጥሓስ ህፃናት እንተይተረፉ ኣባል ፍሉይ ሓይሊ ብምግባር ናብ ሓዊ እናእተወ ከምዝኾነ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ነዚ እውን ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ይህቡ ካብ ዘለዉ ምዕዛብ…

ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ልዕሊ 550 ሰንጋታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንምምካትን ሕጊ ንምኽባርን ዝተጀመረ ወፍሪ ከምዝድግፉ እውን እቶም ነበርቲ ኣረጋጊፆም። ደጀን ሃገርን መላእ…

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንጉሠ ነገሥታዊ መንግስቲ ሞሮኮ ንዝሃ አላውዊ ሚሃምዲ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ዘለዎን ምትሕብባር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 532 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 509 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 101…

ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ናብ ባህርዳርን ጎንደርን ሮኬት ከምዝተተኮሰ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከባቢ መዕርፎ ኣውሮፕላን መጠነኛ ጉድኣት በፂሑ ኢዩ ኢሉ። ስግብግቡ ጁንታ ኣብ ኢዱ ዘሎዉ ናይ መወዳእታ መሳሪታት ጋጊኑ…

ግድብ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ብዝብል ዝናፈስ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ብቡምባ ተደብዲቡ ተባሂሉ ብኣመራርሓታት ህወሓት ዝተፈነወ ሓበሬታ ሓሶት ምዃኑ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። እቲ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግድብ ተከዘ ከምካልኦት ግድባት…

ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነራት ስርሑ ብዕሊ ምጅማሩ ገሊፁ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣብ ዝገበሩዎ ቀዳማይ መዓልቲ ዘተ ስርሑ ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣብሲሮም፡፡ ኣወዳድባን…

ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ማይካድራ ብዙሓት ሰላማዊ ሰባት ከምዝተቐተሉ ኣረጋጊፀ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ተኻታዒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ማይ ካድራ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ከምዝተቐተሉ ምርግጋፁ ገሊፁ። እቲ ትካል ብምርመራ ሓበሬታ ላብራቶሪ ህውከትን ሳትላይትን ኣብ ማይ ካድራ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝተቐተሉ ሰባት በቢቦትኡ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ህዝቢ ትግራይን ሓይሊታት ፀፅታ ትግራይን ካብ ገባቲ ጉጅለ ህወሓት ንባዕሎም ከድሕኑ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንህዝቢ ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን መልእኽቲ ኣመሓላለፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ…

ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ግብፃዊ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ኣቃፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ዝተማረረ ሓደ ግብፃዊ ውልቀ ሰብ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ንባዕሉ ብሓዊ ከምዘቃፀለ ተገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ካይሮ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምና እናተገበረሉ ከምዝርከብ ኢዩ ሬውተርስ ፀብፂቡ ዘሎ። ክሳብ ሕዚ ነቲ…