Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ኢትዮጵያ በይና ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ትገብሮ ወፍሪ ብብቕዓት ክትዛዝም ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ በይና ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ትገብሮ ወፍሪ ብብቕዓት ክትዛዝም ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “መወዳእታ ናይቲ ጉጅለ ጥፍኣት ተቓሪቡ…

ዲፕሎማሰኛታት መንግስቲ ኣብ ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንዝምልከቶም ማሕበረሰብ ዓለም እናፍለጡ ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ዲፕሎማሰኛታት ዘተ ዌቢናር ኣካይዶም። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሓለፍቲ…

ሃገር ዝኸሓደ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝፈፀሞ ክሕደት ዝኹንንን ስጉምቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተሳሊጡ። ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ዘሳለጡዎ ሰልፊ፥ ኣረመኔያዊ ጉጅለ ጥፍኣት ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ፀላኢ ምዃኑ ብምግላፅ፤…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ኣብ ሑመራ ተታሒዙ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምቅዋም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ጉጅለታት እናጠጠቐሙሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩን ቁፅሮም ብዕሊ ዘይፍለጥን…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜንዝፈፀሞ ተግባር ከምዝኹንኑ ነበርቲ ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋ ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝገመሮ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ልኡኽቶ ህላወን ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል እውን ብሰላማዊ ሰልፊ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመቱ ኣብ ጣቢያታት ክልል የኽብር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት ዝሃቦ ኣገልግሎት ሚዲያ፣ ዘመዝገቦ እወንታዊ ውፅኢትን ኣብ ዝቕፅል ራእይ ብምትኳር እቲ በዓል ምስ ዓማዊሉ ብምዃን…

ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተሰነየ ግብሪ ሓይሊ ተጣይሹ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሓይሊ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ጥበብ ንኽብሪ ሃገር ዝተብሃለ ግብሪ ሓይሊ ብምጥያሽ ስራሕ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥ ብጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘብፀሖ መፅቃዕቲ ከምዝኾነኖ ሎሚ መዓልቲ ብ ዘሃቦ መግለፂ…

ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ይዛተያ ኣለዋ። እቲ ዘተ ኣብዛ ሃገር ብዛዕባ ዘሎ ህሉዊ ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ…

ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማ ሃረማያ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት “ ከሓዲ ጉጅለ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ፀላእትና ኢዮም”፣ ሃገራዊ ጉዕዞ…

ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ሶዶ ይካየድ ኣሎ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎድኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ከምዝበለ ዘርእይ ደገፍ ሰልፊ ኣብ ወላይታ ዞን ይካየድ ኣሎ። እዋናዊን…