Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2020

ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ንምድጋፍ ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ክልል ጋምቤላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ ቅዋም መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ተዛዚሙ። ኣብ መጠቓለሊ እቲ ዘተ ዝተረኸቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተ ሰብ፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ ሕዳር 7 ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ሆስፒታል ዘውዲቱ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ካብ ሸራተን ናብ ኣምባሳደር ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጫፍ ዝርከብ ኣደባባይ ኣብ ዝርከብ ካፌ ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ፡፡ ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ…

ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ…

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ትካላት ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 48 ሰብ ሞያታት ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ሕጊ ንምኽባር እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ንምሕጋዝ ናብቲ ቦታ ክኸዱ ኢዮም። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቶም ብኽልተ ኣንፈታት ናብቲ ቦታ ዘቕንዑ ሰብ ሞያታት ጥዕና ስነ…

ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ህወሓት ኣብ ዘተ ሽምግልና ክሳተፉ ኢዮም ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተን ብግብረ ሓይሊ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ዘይተረጋገፀን ከምዝኾነ ተገሊፁ። መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር…

ኣብ ኣብዬ ዝተዋፈረ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣7 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ኣብዬ ዝተዋፈሩ ኣባላትን ኣመራርሓን መበል 23 ሞተራይዝድ ዓቃቢ ሰላም ሻለቃ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምትኳር ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ላይዘን ኦፊሰር ቀጠና ሰሜን ኣብዬ ሱዳን ብርጋዴር ጀኔራል ዋኘው ኣለሜ፥ ኣብ ልዕሊ…

ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ኣንሳሒቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ኣላማጣ ብመልክዕ ማእሰርቲ ሒዙዎም ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ንፁሃን መናእሰይ ሒዙ ንደሓር ከምዘንሳሓበ ተገሊፁ። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መናእሰይን ህፃናትን ዩኒፎርም ኣስሪሑ እናኸደነ ናብ ጎንፂ ክኣትዉ እናገበረ ምዃኑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 399 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 2 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 399 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 102 ሺሕን 720…

ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ኢዩ -ዶ/ር ቀነኣ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ንሃገሩን ንሰራዊቱን ዘለዎ ክብሪን ፍቕሪን ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ነበርቲ ዞባ ጅማን ከተማ ጅማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘበርከቱዎ ሓገዝ…

መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ይግባእ – ቤ/ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዝርከቡ ሲቪካዊ ትካላት ኢትጵያ እብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ግንዛበ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነባርነቶም ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዝርከቡ ሲቪካዊ ትካላት ኢትጵያ መንግስቲ እብ ልዕሊ ከሓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ማሕበረሰብ ዓለም ትኽክለኛ ግንዛበ ንኽሕዝ በዓል ሰለስተ ገፅ ደብዳበ ዘርጊሖም። እቲ ደብዳበ፥…